ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ክትክእሉ
ምስ ምስ L'Oiseau Lire
ኣዳላዊ L'Oiseau Lire ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 joursምስ ቋንቋ ፈረንሳን/ወይ መሰረታዊ ክእለታትን ዝቃለሱ ውልቀሰባት ክፉት ክፍልታት: ንባብ፣ ምጽሓፍ፣ ስነ-ቁጽሪን ዲጂታላዊ ምጽሓፍን ምንባብን።
ትምህርቲ ብውልቂ ወይ ካብ 2 ክሳብ 12 ሰባት ብጉጅለ ዝውደብ ኮይኑ፡ ኣብ ሰሙን ካብ 4 ክሳብ 6 ሰዓታት ዝካየድን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ኣርእስታት ዘተኮረን እዩ።
ኣብ ሓያሎ ከተማታት ሜዶክ ክፍልታት ኣለዉ፤ Castelnau-de-Médoc,ካስተልኒ ደ ሜዲክ Hourtin, ሆኡርቲን Lacanau, ላካኡና Lesparre-Médoc, ለስፐራ ሜዶች Macau, ማኩዋ Margaux-Cantenac, ማርጓ ሰንተና Pauillac et Saint- Laurent-Médoc. ፓዉላክኤ ሳንት መኣዶክ
ናይ ክፍሊ መዓልታትን ሰዓታትን ከከም ከተማ ይፈላለ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማር፡ ቆጸራ ክትሕዙ ኣለኩም (ምስ ሰብ ምምጻእ ይከኣል እዩ ) ንነብስኻ ከተላልዩን ድሌታትኩም ክትገልጹ ምስ እትደልዩ ኣለካ። ትምህርቲ ኣብታ ኣብ ቀረባኻ እትርከብ ከተማ ክካየድ ይኽእል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
22 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
bissoተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
tinlaaተርጓሚ/ሚት
vikpetrukተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
ok.dudula@gmail.comተርጓሚ/ሚት
katuwenkaተርጓሚ/ሚት
irynaተርጓሚ/ሚት
L'Oiseau Lireኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት