ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ "ZEKI"
ኣዳላዊ ZEKI ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansዕላማ ማሕበርና፣ZEKI ኩሎም ንቋንቋ ፈረንሳይ ብግቡእ ንዘይመልክዎ ሰባት፣ ኣብ መስርሕ (ውህደት ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ) ዘለዉ ሰባት፡ ኣብ ዓውዲ ሕሳብ ( ማተማቲክስን) ናይ ዲጂታል ተክኖሎጂ ፡ ዘተኮሩ ቓላት፡ ኣፍልጦ ንኽህልዎም ዝሕግዝ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...