Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቕም

ምስ ምስ Cours de français Promofemmes

ኣዳላዊ Promofemmes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 11 днів тому

ምእንቲ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻን ርእስኹም ዝከኣልኩም ንምዃን ትምህርቲ ፈረንሳ ተኻታተሉ፤

  • ፈረንሳ ከም ናይ ወጻኢ ቋንቋ ኮርስ (ምጽሓፍን ምንባብን ኣብ B2): ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ኣብ መንጎ ሰዓት 9h30 ክሳብ 16h30 (ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ንኽልተ ሰዓታት)
  • ትምህርትታት ስሌትን መዐቀኒታትን ንመዓልታዊ ህይወት፡ ሰሉስ ንግሆ ወይ ረቡዕ ንግሆ ካብ ሰዓት 9h30 ክሳብ 16h30
  • ዓውደ መጽናዕቲ ኣደ/ውላድ፡ ሰኑይ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 3፡30 ድሕሪ ቀትሪ ንመፍትሒ ክንክን ህጻናት ዘይብለን ኣዴታት
  • ቤት ትምህርቲ ወለዲ፡ ሰሉስ ካብ ሰዓት 8፡45 ክሳብ 10፡45 ፡ ሓሙስ ድማ ካብ ሰዓት 8፡45 ክሳብ 10፡45 ንወለዲ ካብ ናይቲ ከባቢ ኣብያተ ትምህርቲ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ብቋንቋ ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛን ቱርኪን ተርጎምቲ ኣለዉና ተረኺቦም ኣለዉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ብኣፋውን ምለት ዝርርብ ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ ምኽኣል
  • ከምኡውን ቁጽርታትን መሰረታዊ ቅመራ ንምፍላጥ
  • ኣብ (ኣድራሻ፡ ኣንፈታት፡ መጓዓዝያ ከተማ) ከምኡ’ውን ሰዓት (ሰዓት፡ መደብ ናይቲ መዓልቲ) መንገድኹም ንምፍላጥ ክትክእሉ ምእንቲ
  • ከምኡውን ስራሕ ንምድላይ ምእንቲ ክትክእሉ
ምፍላጡ ዘገድስ!
ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ቅድሚ እቲ ዝበለጸ ዝሰማማዕ ኮርስ ምርካብ ምጅማር ይግምገም።
ቀዳመ ሰንበትን ምሸትን ኣብ ሰሙን ዕረፍቲን ትምህርቲ ከም ዘየለ ምፍላጥ ኣኣገዳሲ እዩ ኣብ ማሕበርና።

ማሕበርና ንደቂ ኣንስትዮ ዝተሓዝአ ኮይኑ፡ ተመኩሮታትኩም ክትዛተዩን ክትለዋወጡን፡ ብዛዕባ ባህልታተን ካላን ፡ ብዛዕባ ህይወት ከም ወላዲ ሕቶታትምሕታት ዕድል ምርካብ ወዘተ ይከኣል...

ከከምቲ ዘሎ ቦታታት፡ ኣብቶም ዛዕባ ንዝካየድ ዓውደ መጽናዕቲ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • መሰረታዊ ትምህርቲ ናይ ሕሳብ
  • ምስታፍ ስልጠናን ስራሕን ንምርካብ ይሕግዙ
  • መዓስ እዚ ጥራይ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕጋዝ
  • ምፍልጥባህልን ርኽበት ህይወትን ፈረንሳ
  • ምርኻብ ምስ ናይ ወለዲ ደገፍ ጉጅለ
  • ኣፍልጦ ሳይንስ ኮምፒተር
  • ምስታፍ ኣብ ምክሻን
  • ከምኡውን ስልጠና ስፌት ።
  • ኣብ ንጥፈታ ስፖርት ምስታፍ
  • ናይ ጥዕና ዓውደ መጽናዕቲ
  • ምድራፍ ደርፊን ምዛሙርን ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ብዝሒ ቦታታት ውሱን እዩ። ምዝገባ ብስልኪ ቁጽሪ 05 56 94 64 07 ወይ ድማ ናብ ኣድራሻና ብምኻድ የድሊ።.

ቤት ጽሕፈትና ፣ ን ምንቅስቓስ ዝጽገሙ ዝንኩላን ፣ ኣብ ግምት ዘእተወ መሳለጥያ ከም ዘለና ክንሕብረኩም ንፈቱ

Lieu d'accueil

18 rue du Cloître, 33000 Bordeaux, France

05 56 94 64 07

contact@promofemmes.fr

Chargement de la carte...

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • promofemmes saint michelኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • sam2711-plተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • amelizaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • promofemmesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles