ምርካብ ሓገዝ ናይ ስነ-ኣእምሮን ኣብ ከተማ ቦርዶ Bordeaux
ምስ ምስ Ethnotopies
ኣዳላዊ Ethnotopies ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansማሕበርና ንስደተኛታት ኣብ ናይ soins psychologiques ስነ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ካብ ሰብ ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮ ናይ ዓመጽ ጸገም ዘጋነፈን ፣ ከም ኡውን ንትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናይ ሓገዝ መደብ የቕርቡ
ሞያ ምስ ባህሊ ዝተሓሓዝ ኣውፍዋሳ ብሆሲፒታል CHU ሰ ኣሽ ኡ ናይ ከተማ ቦርዶ ንስደተኛታት ሓገዝ የቅርብ ፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
34 Rue le Chapelier, 33000 Bordeaux, France
Chargement de la carte...