Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ን ናይ ስራሕ ቃለመሕተት ምድላው ምግባር

ምስ ኩፕ ደ ፖሽ Coup de pouce

ኣዳላዊ La Cravate Solidaire Bordeaux ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

እዞም መደባትና፣ ናይ l'association La Cravate Solidaire ንኹሎም ደለይቲ ስራሕ ነጻ እዮም ፣ ናይ ውልቂ ኣሰናይነት 2 ሰዓትን 30 ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ናይ ህንጻና። ኮይኑ ነዚ ንምግባር ኣርባዕተ ደረጃታት ምሕላፍ ይግባእ

  • ንቕበለኩም : ንሕግዘኩምን ናይ ውልቂ ጉዳይኩም ክዉን ንምግባር
  • ብ ተግባር ፣ ናብ ናይ ስራሕ ቃለ መጠይቕ ኣብ እትኸድሉ፣ ብግቡእ ነለባብሰኩምን
  • እቲ ናይ RH :ወይ ሓላፍነት ዘለዎ ኣቀራርባ ን ምህላው (ሓያልን ድኹምን ጎድንኹም፣ ከም እትእርሙ ንገብር),
  • ን ናይ CV ን ካልእን ዝኸውን ሞያዊ ስእሊ ምስኣል ዘጠቓለለል ኣገልግሎት ምሃብን
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !

እቶም ናይ ሓገዝ ኢድ ዓውደ መጽናዕትታት ነጻን ንዝኾነ ብንጥፈት ስራሕ፡ ስልጠና፡ መደባት ስራሕ-መጽናዕቲ፡ ልምምድ ወዘተ ዝደሊ ሰብ ክፉት እዩ።
ዝተነጸረ ናይ ሞያ ውጥን ክህልወካ ኣለዎ፡ ብዝበለጸ ድማ መደብ ዝተገብረሉ ቃለ መሕትት ክህልወካ ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ መጻኢ ምስ ኣሰልጠንቲ ናይቲ ማሕበር ንዝግበር ናይ ምልመላ ቃለ መሕትት ትዳሎ እንተኾንካ፡ እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ምህናጽ የኽእለኩም።

ብሳላ እዚ ብመንገዲ ናይ ላግጺ ቃለ መሕትት፡ ንሓደ መልመልቲ ከተጉልሖ ዘለካ ጥንካረታት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ እንተኾነ ግን ንመጻኢ ቃለ መሕትት ከተመሓይሾ ዘለካ ነጥብታት እውን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ብመንገዲ ናይ ላግጺ ቃለ መሕትት፡ ንሓደ መልመልቲ ከተጉልሖ ዘለካ ጥንካረታት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ እንተኾነ ግን ንመጻኢ ቃለ መሕትት ከተመሓይሾ ዘለካ ነጥብታት እውን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ንገብሮ?

ካብ ማሕበረና ክትከስቡ ምስ እትደልዩ ። ጸሓፉልና : atelierbordeaux@lacravatesolidaire.org

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • margotgltምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • vikpetrukተርጓሚ/ሚት
  • la cravate solidaire bordeauxኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles