ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1096 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃB1) ዝበጽሕ ንኽትመሃሩ
ሓደ ነጻ ዝኾነ ናይ 100 ሰዓታት ትምህርቲ ን l'OFII ዝተመወለን ክሳብ ደረጃ B1. ብምምሃር እዩ ዕላምኡ

ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2) ምጽናዕ
እዚ ብ ኦፊ ዝወሃብ ስልጠና l'OFII ን ዓኹም ናብ A2. ንምብጻሕ እዩ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Strasbourg
ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ።

ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
ሓድ መደብ ናይ 6 ኣዋርሕ ን ምርካብ ዝራሕ ወይ ስልጠና ፣ ምሃብን ኣብ ፈተንሳ ንሓፈሳ ኣብ ዓውደ ስራሕ ዘሎ ባህርያት ከም ዝጽናዕ ምግባርን

ምንባር ኣብ ግዝያዊ ናይ ሓባር መንበሪ ገዛ
ምእንቲ ኣብ ብዙሕ ባህልታት ዘለዎ ናይ ሓባር መንበሪ ግዝያዊ መንበሪ ምህላው፣ ዝዓለመ መደብ

ቋንቋ ፈረንሳ ብጸወታ ምልምማድ
ቋንቋ ፈረንሳ ንምልምማድን ጽቡቕ ግዜ ንምሕላፍን ምእንቲ ፣ ቀለልቲ ጸወታታት ምሳና ሓቢርኩም ተጻወቱ ።

ማሕበራዊ ምትእስሳር ናይ ደቂ ገዛውቲ ንምድልዳል
La Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ ናይ ደቂ ገዛውቲ ምትሕቑቛፍ ክድልድል ዘሰርሕ እዩ።

ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ስነ-ጥበባዊ ንጥፈታት ምግባር
ምርካብ ዕድል ኣብ ዙርያ ሓደ ፈጠራዊ ፕሮጀክት (ስእሊ፡ ቅብኢ ) ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ስትራስበርግ ናይ ምክፋል ህሞት።

ኣብ ረስስቶራንት ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ምርካብ
ስታምቲሽ፣ ስደተኛታት እብ ዓውዲ ረስቶራንት ዘለዎም መደባት ንምዕዋትን ንምትግባርን፣ ዝሕግዝ ማሕበር እዩ።

ቋንቋታት ፈረንሳን ስዋሂሊን ተለማመዱ
ስዋሂሊን ፈረንሳን ቋንቋራት ዝዛረቡ ሰባት ተራኸቡ፣ ቋንቋታት ተለማመዱን ባህልታት ይካፈሉን።

ምጉዓዝ ብእግሪ ኣብ ኣብ ባህርያዊ ቦታ ግበሩ
ጉዕዛ እግሪ ምስ ኣዕሩኽ ንምርኻብን ተፈጥሮ ንምስትምቓርን ብጉጅለ ምጉዓዝ

ምክንኻን ጀርዲን
ፍረታት ኣብ verger Mélanie à Strasbourg : ኣግራብ ምሕብሓብ: ምልቃም: ፍረታት ምህላኽን ምእንቲ ክትክእሉ

ምርካብ ዕድል ብደርፊ ዝተሰነየ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር
ብቋንቋኻ ፈረንሳ ክትስጉም ብፈረንሳ ምሳና ደርፍ! ንኹሉ ክፉትን ነጻን እዩ።

ምርኻብ ምስ LGBTI+exilées ኣብ ዝግበር ኣኼባታት ምክፋል
ኣብ ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ኣብ ስትራስበርግ ተራኸቡ ንሓድሕድኩም ክትላለዩ፣ ክትዛተዩ፣ ሕቶታት ክትሓቱ...ወዘተ

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ le Bas-Rhin
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምስታፍ ኣብ ናይ ቋንቋ ዓውደ መጽናዕቲ ፈረንሳ ምልምማድ
ምውህሃድ ዕላል ጽምዲ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ፈረንሳ ንምልማድ፡ ምስ ሰባት ክራኸብ፡ ምዕባለ

ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
