ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ስነ-ጥበባዊ ንጥፈታት ምግባር
ምስ ዓውደ መጽናዕቲ ስነ ጥበብ ንደቂ ኣንስትዮ
ኣዳላዊ Le Quai 67 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anዝተፈላለዩ ፈጠራውን ንጥፈታት፡ ስእሊ፡ ቅብኣ፡ ኮላጅ፡ ስልማት...፡ ምስ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝተወደበ።
ኩሉ ግዜ ዓርቢ (ብዘይካ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ትምህርቲ)፡ ኣብ ዝተፈላለየ ስነ-ጥበባዊ ፕሮጀክት ክትሳተፍን ኣብ ስትራስበርግ Strasbourg. ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ክትራኸብን ትኽእል ኢኻ።
ነጻ እዩ፣ ኩሉ ንብረት (እርሳስ፣ ማርከር፣ ቀለም፣ ወረቐት ወዘተ) ኣብቲ ቦታ ይርከብ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ስነ-ጥበባዊ ዓውደ መጽናዕትታት ኩሉ ግዜ ዓርቢ ንግሆ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 11:30
ስነ-ጥበባዊ ዓውደ መጽናዕትታት ኩሉ ግዜ ዓርቢ ንግሆ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 11:30
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
laurasተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
le quai 67ተርጓሚ/ሚት