ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።
ምምዕባል ቋንቋ ፈረንሳ ን ሓደሽቲ ወጻእተኛታት ንቋንቋ ፈረንሳ ከማዕብሉ ንዝደልዩ ዝዋሃብ ኮርሳት ኣሎና ።
ምስላጥ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ምኽፋት መሰላትን ዝግበር ደገፍ፣ ኮምፒዩተራት ብነጻ ምክያድ ምኽኣል
ብቀጻሊ ሰሙናዊ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕቲ ንፈረንሳ ዘይዛረቡ ሰባት
እቲ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ነጻ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ንመዓልታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ደገፍ
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምላእን ዝተላእከልኩም ሰታሪት ወይ ዝተፈላለዩ ደብዳቤታት ኣንቢቦም ከረድኡኹምን ተሓጋገዙኩም ትካል።
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ