ምርካብ ሓገዝ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ ንምስላጥ
ምስ ምስ (Accompagnement global)
ኣዳላዊ Centre social et d animation culturelle d'Hirson ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisኣገልግሎትና ተጠቂሰን ዘለዋ ነገራት ንምሕጋዝ ንተሓባበረኩም ኢና ወይ እነሰንየኩም ኢና፥
- ቅጥዕታት ወይ ፎርሙላ ምምላእ
- ደብዳቤ ከም ዝርደኣኩም ጌርና ምግላጽ
- ጠለባትኩም ምቕራብ
- ምስ ምምሕዳራዊ ትካላት ብዛዕባ ጉዳያትኩም ምዝርራብ፣
- ደብዳቤ ከም ዝርደኣኩም ንምትርጓምን ወዘተ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
3 Imp. du Château, 02500 Hirson, France
03 23 58 16 44
csac.hirson@orange.fr
Chargement de la carte...