Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስራሕ ደገፍ ንኽህልወኩም

ምስ ምስ Job Coaching

ኣዳላዊ Fondation Diaconesses de Reuilly ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ነቲ ፕሮፌሽናል ፕሮጀክት ንምድላውን ስራሕ ንምርካብን ካብ ፕሮፌሽናል ኣሰልጣኒ ውልቃዊ ደገፍ።

እዚ ደገፍ ንኽህልወካ መጀመርያ ካብ 115 ዝመጸ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ወይ ካብ OFII ዝመጸ በዓል ሞያ ምስ ፎንዳሽን ዲያኮነስ ደ ረይሊ ርክብ ክገብረካ ክትሓትት ኣለካ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓደ ናይ ስራሕ ኣሰልጣኒ ንፕሮጀክትካ ንምርዳእ ኣብ ቤት ጽሕፈት ወይ ኣብ ገዛ ኣኼባታት የዳሉ።

ናህርን ንውሓት ግዜን ናይቲ ቆጸራታት ኣብ ድሌታትካን ኣብ ምህላውካን ይምርኮስ።

ምምሕዳራዊ ደብዳቤታት ኣብ ምጽሓፍ ሓገዝ።

ትምህርቲ ፈረንሳ ንምውሳድ ምስ ማሕበራት ወይ ማእከላት ስልጠና ምትእስሳር።

ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ኩነታትኩም ምግላጽ

ኣብ ምውህሃድ ናይቲ መደበር ስራሕ ዝግበር ደገፍ።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ደገፍ ንኽህልወካ፡ ካብ 115 ዝመጸ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ወይ ካብ OFII ዝመጸ በዓል ሞያ ምስ ፎንዳሽን ዲያኮነስ ደ ረይሊ ርክብ ክገብረካ ክትሓትት ኣለካ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • fondation diaconesses de reuillyኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mohamedsayedx81@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles