Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ዝሕግዙ ኮርሳት

ምስ ምስ ateliers d'apprentissage de la langue française

ኣዳላዊ CSF ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ ኣብ ከተማ Soissons ሰሙናዊ ዝዋሃብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ኮይኑ

እቲ ዝዋሃብ ትምህርቲ ንብቅዓት ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ ተሳተፍቲ ኣብ ግምት ዘእተወ እውን እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንቋንቋ ፈረንሳ ብግቡእ ምዝራብ ኣብ መዓልታዊ ሂወትትኩም ርእስኹም ከም እትኽእሉን ይገብር።

መሰረታዊ ቃላት ምፍላጥ፣ ንኣደማምጻ ቃላት ብግቡእ ንምኽኣል ምጽዓር፣ ንፊደላት ምፍላጥ፣ ንኽትጽሕፍ ምኽኣል...የጠቓልል

እጢ ስልተጠና ብዝበለጸ ንምፍላጥ ባይታ ክረኽቡን ምግባር እዩ ዕላምኡ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብቲ ኮርሳት ንምስታፍ፡ ንCSF (Confédération Syndicale des familles) ተወከሱ፤

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • csfኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • dirarተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles