Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ምስ ምስ L'atelier sociolinguistique "Les mots ont la parole"

ኣዳላዊ Centre Social Saint-Martin ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ ንኹሉ ደረጃታት፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ሰኑይን ዓርብን ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16 .

ዓላማታት :

  • ኣብ ጽሑፍን ምዝራብን ምዕባለ ምጉንጻፍ
  • ከምኡውን ምምሕዳራዊ ኣገባባት (ፋይል፡ ፖስታ፡ ቅጥዒ ወዘተ) ምፍጻም ምምሃር
  • ኣብ ም መወዳእታ ግን ምምሕዳራዊ ስርዓት ፈረንሳ ምርዳእ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ ምዝራብን ምጽሓፍን ዝያዳ ምቹእ ኩን: ቃላት: ኣብ ኣደማምጻ ስራሕ...ወዘተ
  • መሰረታዊ ፍልጠትን ክእለትን (ሰዋስውን ኣጸሓሕፋን ምስ ትምህርታዊ ጸወታታት ብውልቂ ወይ ብጉጅለ) ምድልዳል።

ኣብ እዋን ትምህርቲ ምስ ካብ ኩሉ ድሕረ ባይታ ዝመጹ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ክትዕልል ዕድል ኣሎኩም

ዝተፈላለየ ላህጃታት ክትሰምዕ፡ ንሓድሕድኩም ክትተሓጋገዝን ብርግጽ ፈረንሳ ክትለማመድን ዕድል’ዩ።

እቲ ሕቶታት ክትሓትትን ምኽሪ ክትረክብን ትኽእል ኢኻ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም: ቅጥዒ ምምላእ: ደብዳበ ምጽሓፍ: ፋይል ምግባር ንኣባይቲ: ጥዕና: ቤት ትምህርቲ ህጻናት: መጓዓዝያ ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ወይዘሮ Madame Rajae Benyahya ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም ፤

  • ብስልኪ፡ 03 23 64 67 98
  • ኣብቲ ቦታ: ማሕበራዊ ማእከል ሴንት-ማርቲን፡ 13 bis rue Jean Falloux, 02 100 Saint-Quentin.

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • saint martinተርጓሚ/ሚት
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • john14ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles