ምስ CIJ Aisne - ምርካብ ኣብ ስጉምትኹም ንኽትዕጀቡን ክትሕገዝን ምእንቲ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኣብ ስጉምትኹም ንኽትዕጀቡን ክትሕገዝን ምእንቲ

ምስ ምስ CIJ Aisne

ኣዳላዊ CENTRE INFORMATION JEUNESSE DE L'AISNE ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

CIJ (ማእከል ሓበሬታ መንእሰያት) ናይ ኣይስነ ኣብ ምምሕዳራውን ማሕበራውን ኣገባባትኩም ይሕግዘኩም :

  • ኮምፒዩተራት ብነጻ ይርከቡ
  • ፎቶኮፒን ስካንን ሰነዳት።
  • ምክፋል ናይ ስራሕ ዕድመታት
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምስራሕን ማሕበራዊ መሰላትካ ንምኽፋትን (ንኣብነት ንኣበል ምሕታት) ምዕጃብ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እቲ ማእከልና ናይ ህዝባዊ ርክብ ኣኣብ ኣኦንላይን espace France Services. ዝበሃል ኣሎና፣ ነዚ ድማ፣ ኣብ ናይ ምምሕዳራዊ መስርሕ ከም እኒ ናይ CAF, France Travail, Assurance Maladie... ወዘተ ብ ኣንላይን ምክያድ ይከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሕቶታት ክትሓቱን ሓገዝ ክትሓቱን ትኽእሉ ኢኹም ኣብ መዓልታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ሓገዝ መንበሪ ገዛ፡ ግብሪ፡ ፍቓድ መዘወሪ መኪና፡ መንነት ወረቐት፡ መንበሪ ፍቓድ...

እቲ ዕላማ ኣብ ኢንተርነት ንበይንኹም ስጉምትታት ክትገብሮም ምኽኣል እዩ፣ ንኣብነት: ነቲ ርብዒ ዓመት ዝወጽእ መግለጺ ናብ CAF ምግባር፣ ሰነድ ምምላእን ናብ France Travail ምልኣኽን፣ ኣብቲ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምሓዝ...

CIJ ናይ ኣይስነ ናብ ካልኦት መሓውራት structures ከቕንዓካ ይኽእል ’ ዩ ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ : 03 23 23 70 09
  • ብኢመይል : cij.aisne@gmail.com
  • ኣድራሻና :56, Boulevard Gras Brancourt - 02000 Laon
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 56 Bd Gras Brancourt, 02000 Laon, France
  • 03 23 23 70 09
  • cij.aisne@gmail.com
Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • naghamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • cijኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles