ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Français Langue Etrangère à visée professionnelle
ኣዳላዊAIDEQ
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 9 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 4 ፍርቂ ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ዓርብ
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ኣበይ ?
ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ንወጻእተኛታትን ስደተኛታትን ኣብ ፈረንሳ ሞያዊ ፕሮጀክቶም ንምህናጽ ንምሕጋዝ ብቋንቋ ፈረንሳ ዝወሃብ ናይ ስልጠና መደብ እዩ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እቲ ደረጃ ሞያዊ ስነ-ቓላትካን ሓፈሻዊ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻን ኣመሓይሽ።
- ኣብ ትካላት ወይ ማእከላት ስልጠና ብምጥሓል ነቶም ሞያታት ርኸብዎም
- ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምግላጽ ዝሕግዘካ ውልቃዊ ደገፍ
ምስ ካልኦት ተላለዩን ኣብ ፈረንሳ ዘሎ ባህሊ ተፋለጡ።
ከመይ ንገብሮ?
ናብ AIDEQ ብተሌፎን ርኸብዎ፡ 03 23 62 71 97
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ