ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1108 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምዕጃብ፣ ንጥፈታት ግበርን ብውልቂ ተዓጂብካ ምኻድን እዩ።
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ

ምሕጋዝ ን ንኣረጋውያንን ስንኩላንን
ምእንቲ ንኻልኦት ሰባት እትጠቕም ክትኮኑ ጠቓሚ ክትከውንን ዘድልዮም ሰባት ዝሕግዝ ወለንተኛ ብምዃን ኣገብልግሎት ሃቡ።

ምርካብ ዕድል ብደርፊ ዝተሰነየ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር
ብቋንቋኻ ፈረንሳ ክትስጉም ብፈረንሳ ምሳና ደርፍ! ንኹሉ ክፉትን ነጻን እዩ።

ኣብ ናይ ባህሊን ግጥሚን መደብ ንምስታፍ
ወትሩ ሰሉስ ንግሆ፣ ኣብ la Maison de la Poésie ኩለን ደቀንስትዮ ብሓባር ክጽሕፋን ክደርፋን ዝደልያ !

ንዑ ንኸሽን
እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢሰጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ

ናይ መንእሰያት ንጥፈታት ምክያድ
ኣደ መአንገዲ ቦታ ናይ ክሊ ዕድመ 11 ክሳብ 17 ናይ ምልላይን ባህላዊ ንትፈታትን ምክያድ

ምምሃርን ምርዳእን ንትምህርቲ ምኩስኻስ
ን መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ናይ ባህሊ ምምሃር

ምልላይ ምስ ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ኣገልግሎት
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ

ምጥላብ ባህላዊ ንጥፈት ንምስታፍ ዘኽእል ካርድ
ካብ 15-18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ፈረንሳ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽገብሩ ነጻ ትኬትን €200 ዝወሃብ ገንዘብ ተጠቐምቲ ኩኑ።
ከይተንቀሳቐስካ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት ቤተ መዘክር ግበር፣
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤

ሌላ ምስ ሕብረተ ሰብ ፈርንሳ
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን
