ትፈልትውዎ ስፖርት ዳህስሱ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 4 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
ምርካብ ዕድል ንምስልጣን ብ ዲፕሎማ ምሉእ መደብ ምድላው ንኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ወይ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዲፕሎማ።
ኣብዚ ሰሙን ልዕሊ 30 ዓይነትታ ነጻ ስፖርታዊ ንጥፈታት ፡ ኣብ ፓሪስ ንምስታፍ ዘኽእል መደብ።
ምስ UFOLEP ብቐጻሊ ስፖርት ብምግባር፣ ስፖርታዊ ናይ ሞታ ስልጠናታት ንምርካብ ኮነ ከምኡውን ...
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,