ምድላው ንዲፕሎማ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዝግበር ስልጠና
ምስ ምስ Kabubu
ኣዳላዊ Kabubu Paris ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእቶም ቅድመ -ምብጻሕ ስልጠና እዚ ድማ ንናይ BPJEPS ስልጠና (ሞያዊ ምስክር ወረቐት መንእሰያት፣ ህዝባዊ ትምህርትን ስፖርትን፣ ደረጃ ዲፕሎማ ግዝኣት 4) ንምውህሃድ ምድላውን ድሕሪኡ ኣብ ዝተፈላለየ ስፖርት ኣሰልጣኒ ወይ መምህር ስፖርት ክትኮኑ ምብቃዕ ።
እቲ ስልጠና ዕላምኡ እዚ ዝስዕብ እዩ
- ትምህርቲ ፈረንሳ ብስፖርትን መዘናግዕን ስነ-ቓላት ናብ ደረጃ B1 ንምብጻሕ
- ሞያዊ ምድላው ንሞያ (ምድላው ንBPJEPS፣ ኣጠቓቕማ ኮምፒተር፣ ምድላይ ስራሕ፣ ሕጊ ዕዮ)
- ናይ ስራሕ ልምምድ ስራሕ
- ማሕበራውን ምምሕዳራውን ደገፍ።
እቲ መደብ ካብናይ 2025 ኣብ እዚ ብምእታው ተዓዘቡ kabubu.fr !
ኣገዳሲ!
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ኣብ Pôle Emploi ክትምዝገብ ኣለኩም ።
ከከም ኩነታትካ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ብ Pôle Emploi ክኽፈል ይኽእል እዩ።
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ኣብ Pôle Emploi ክትምዝገብ ኣለኩም ።
ከከም ኩነታትካ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ብ Pôle Emploi ክኽፈል ይኽእል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት