ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ምኽኣል "Du Passerelle" ናይ ዲፕሎማ ዩኒቨርስቲ ኮይኑ፣ ናብ ናይ ፈረንሳ ዩኒቨርስትስቲ ንምእታው መገዲ ዝኸፍት እዩ።
PARLERA.FRሓደ ናይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝህቡ ብቑዓት፣ ማሕበራት ዝርዝር ዝህብ እዩ ።
ምፍላጡ ኣብ ናይ ምምሕዳር ወረቐትን ከም እኒ ናይ ቤት ፍርዲ ጉዳያት፣ ምስላጥ ደገፍ ምርካብ
እዚ ናይ ክልተ ሚእቲ "200" ሰዓት ስልጠና ሕጊ ምምራሕ መኪና እንዳተመሃርኩም ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ንኸተመሓየሹ ኣዝዩ ይጠቕመኩምን ይሕግዘኩምን እዩ።
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ትምህርቲ ንምቅጻል ብውልቃዊ\ት ነዚ ዕድል ተጠቀምቲ ሙኻን ::
ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ፈለማ ዘለኩም ደረጃ ቋንቋ ዝግምግም መርመራ ድሕሪ ምግባር ምፍላጥ
ስልጠና ኣብ ንቀጻሊዝተቕም ዝጠቕም መኽሰባት ፣ (ስራሕ , ገዛ...).ክኸውን ምርካብ ይኽእል እዩ
ምህላው ኣብ ምህናጽ ውልቃዊ ናይ ስራሕ መደብ ፣ ን ሓደ ዓመት ዝኸይድ ናይ ስልጠናን ምስናይን መደብ ምርካብ
ምርካብ ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት ኣብ እትብገስሉ ይድጋገፍን ይሕግዝን
ምምሃር ኣብ ዩኒቨርስቲ Grenoble Alpes ንምእታው ክትምዝገቡ ምስ እትደልዩ፣ ናይ ቅትዒ ኮነ ኣድላዪ መስርሓት መዝገባ ዘሎ መሳለጥያ ብነጻ ክሰብሉ።
እዚ ን 70ሰዓታት ዝኸይድ ስልጠና እዚ፣ ብ ኦፊ መሰረታዊ ናይ ቋንቋ ኣፍልጦ ቅድሚ l'OFII.ዝወሃብ እዩ።
ምኽኣል ምምሃር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ዓውደ ትህምርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ እንግሊዝ ከምኡውን ሕሳብ ብፍሉይ ዝሰልጠኑ ተመሃሮ ዝወሃቡ ኣስተምህሮታት ምኽሳብ።
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ሓደ ናይ ስፖርት ጋንታ ናይ ስፖርት ,ብ ፍላት ኣብ ግሮቦብልን Grenoble ኣከባቢኣን
STEP's ናይ ስራሕ ተሞክሮ ንምህላው ዝኽእል፣ ሓጺር ናይ ስራሕ ዕድል ሓደ ዝህብ ተቕዋም እዩ
ምምሃር ሞያ ናይ ሕርሻ ወርሓዊ ክፍሊት እንዳተኸፈልኩም፣ ናይ መስኖኣዊ ሕርሻ ኣሕምልትን ፍረታትን፣ ሞያ ምቕምቃም ኣታክልቲ
ሞያ ዌብ ዲቨሎፐር ንምርካብ ናይ 7 ሰሙን ስልጠና (ቴክኒካዊ + ፈረንሳ) ስልጠናን ናይ ምድላው ወብሳይት ዘጠቓለለ ስልተና ይህብ
እዝ ስልጠና እዚ ፣ን ስራሕ ዝጠቕም ቋንቋ ፈረንሳ ንምቕሳም ዝጠቕም እዩ
ምርካብ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ መደብ ስራሕ-መጽናዕቲ ኣብ ሓደ ትካል ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ህንጸት ሞያዊ ፕሮጀክት ወዘተ።
ብዛዕባ እዚ ፣ ብገዛእርእስኻ ነቲ መስርሕ ንኸተካይዶ ምእንቲ ኣብ ፈለማ ደገፍ ምርካብ
ምስታፍ ብስሩዕ ስፖርት (ባስኬትት ቦል (le basketball) ) ብምጽዋት ምስ ሓደስቲ ሰባት ምርኻብ