Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምህላው ናይ ፈለማ ናይ ስራሕ ተሞክሮ

ምስ ምስ STEP's

ኣዳላዊ Relais Ozanam ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ናይ ስራሕ ዕድል እዚ፣ሰራሕተኛታት ካብ 40 ክሳብ 60 ሰዓታት ናይ ስራሕ ዕድል ዝህብ ኮይኑ፣ እቲደሞዝ ድማ ኣብ ኢድ ብ ካሽ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዝወሃብ እዩ። እዚ
ብ STEP's ተዳለወ መደብ ሓሳቡ ኣብ ቀጻሊ ናይ ቀዋሚ ስራሕ ዘኽእል ኣጋጣሚ ንምፍጣር እዩ።

  • · እዚ ዕድል እዚ፣ ነቶም ምሉእ ናይ ዑቕባ መሰል ንዝረኸቡንስደተኛታት፣ ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ጥራይ ዝዓለመ እዩ።
  • እምበኣርከስ ኣብ ፈረንሳ ክትሰርሕ ፍቓድ ዝህብ ምምሕዳራዊ ሰነድ ምህላውን ምዝገባ ማሕበራዊ ድሕነት (AME, Carte Vitale) ዋላ’ውን ግዜኡ ዝሓለፎ እንተኾነ ካልእ ቅድመ-ኩነት የለን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ፈለማ መዓልታዊ ካብ 4 ደሓር ሰዓታት ክሳብ 7 ኣብ ሰሙን ዝቕጽል፣ እዚ ከከም ኩነታት ናይ እቲ ሰብ ይውሰን

ተሳተፍቲ እቲ መደብ ፣ ናብ Relais Ozanam ክእንገዱን ፣ ኣብ ደስ ዝበሎም ክሕድግዎን ይኽእሉ እዮም ክፍሊቶም ድማ SMIC. እዩ ዝምደብ

ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ክልተ ነገራት ክሰላሰሉ እዮም። ፈለማ፣ ኣብ ኣጋ ምውዳእታን ኣብ መንጎን፣ ን ቀዋሚ ስራሕ ዝጠቕም ስልጠና እውን ክወሃቦም ይኽእል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታን መዝገባን :

c.piat@relaisozanam.org

ብ 04 80 42 01 69

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • norikaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mohamad.mijbel@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • dmytro🇺🇦ተርጓሚ/ሚት
  • step's relais ozanamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles