ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪና ኮድ ተመሃሩ
ምስ ዊ ሙቭ " Wimoov " ምስ ዝበሃል ማሕበር።
ኣዳላዊ wimoov (Auvergne-Rhône-Alpes) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуምምሕዳር ናይ ግሮኖብል ኣልፕ ሜትሮፖልን " Grenoble Alpes Métropole " ጨንፈር ክፍሊ መጓዓዝያ ኣተገባብርኡን፥ ምስ ዊ ሙቭ " Wimoov " ዝተባህለ ማሕበር ብምትሕብባር ሓደ ስልጠና ሕጊ ምምራሕ መኪናን ተመኩሮ ክእለት ቋንቋን ኣዳልዮሙልኩም ኣለዉ፣እምበኣር እዚ ናይ ክልተ ሚእቲ ሰዓት " 200 " ስልጠና መሰረታዊ ሕጊ ምምራሕ መኪና እንዳተመሃርኩም ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ንኸተመሓየሹ ዝጠቕመኩምን ዝሕግዘኩምን ትምህርቲ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
47 Avenue Marie Reynoard, 38100 Grenoble, France
04 76 59 56 10
Chargement de la carte...
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rashaተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
oleተርጓሚ/ሚት
katuwenkaተርጓሚ/ሚት
wimoov adminኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት