ምስ ADATE - ምርካብ ኣብ ናይ ምምሕዳር ወረቐት ንምስላጥ ደገፍ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኣብ ናይ ምምሕዳር ወረቐት ንምስላጥ ደገፍ

ምስ ምስ ADATE

ኣዳላዊ ADATE ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ብ L’Adate : ብምባል ዝፍለጥ ማሕበር እያ፤

  • ናብ ማሕበርና እንቋዕ ደሓን መጻእኩም፣ ስምዑኹም
  • ማህበርና ብዛዕባ ሕጊ ኢሚግሬሽን ክሕብረካን ክመርሓኩምን እዩ።
  • ንኣብ ፈረንሳ ክትክተልዎ ዘለኩም ኣገባባት ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ወረቓቕትኹምን ሕጋዊ ጉዳያትኩምን ብዝግባእ ይገልጽ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብቐጻሊ ናይ ምስናይ ኣኣገልግሎት ምርካብ

እብ ብ ኣሰናይነት ናይ ምምሕዳር ደብዳቤ ንምምላስ ምሕጋዝ፣ ናይ ኢንተርነት ብቐጥታ ዝሰላሰል ናይ ምምሕዳር ነገር ምስላጥ ፣ ከምኡውን ናይ ኢንተርነት ሓገዝ ምርካብ፣
ነቲ ቕጥዕታት ምምላእ ወዘተ የጠቓልል።

ንምስላጥ ኣብ ናይ ቤትርፍዲ ጉዳያት፣ ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ፣ ጉዳያት ምስላጥ ናይ ፣ ቁዕባ ንናይ መንበርሪ ወረቐት፣ ናይ ቤተሰብ ምጥርናፍ ጉዳያት፣ዳግመ መርኻብ ፣ ናይ ፈረንሳ ዜግነት፣ ምሕታትን ናይ ገዛን ካልእን መሰላት ምሕባር።

ከመይ ንገብሮ?

ብዛዕባ ሕጊ ኢሚግሬሽን ዝምልከት ሕጋዊ ሓበሬታ ዝህብ መስመር ቴሌፎን ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9:30 ክሳብ 12:30 ኣብ 04 76 44 51 85

ምፍላTu ዘገድስ! ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታትና እውን መጺእኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም (ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርአዩ)።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 31, place des Géants, 38000 Grenoble, France

  • 96 Rue de Stalingrad, 38100 Grenoble, France
  • 04 76 44 51 85

  • Quartier village Olympique, 7, rue Henri Duhamel, Grenoble, France
  • 04 76 09 00 28

  • 68 Bis rue Anatole France, 38000 Grenoble, France
  • 04 76 20 53 90

  • 58 Rue de Stalingrad, 38000 Grenoble, France
  • 04 76 87 80 74

  • 97 galerie de l’Arlequin, 38000 Grenoble, France
  • 04 76 22 92 10
Chargement de la carte...

0 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

    Liens utiles