ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ምቕሳም
ምስ ምስ ኣልፐስ ALPES
ኣዳላዊ ALPES Formation Conseil ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansናይ L'ALPES ሞያዊ ቋንቋ ዓውደ መጽናዕትታት 120 ሰዓታት ስልጠና ዘጠቓልል ኮይኑ፡ ኣብ 17 ናይ 7 ሰዓታት ክፍለ ግዜታትን ናይ ሓደ ሰዓት ናይ መወዳእታ ስልጠና ቃለ መሕትትን ይምቀል።
እዚ ዕላማ ናይቲ ምስ Grenoble ግሬኖብል ከባቢኣን ብምትሕብባር ዝወሃብ ስልጠና፡ ኣብ ናይ ስራሕ ኩነታት ፈረንሳ ንምምሃር እዩ።
.
- እዚ ስልጠና ንስደተኛታት፣ ንተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሎም፣ ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝዕድሚኦም ሓተትቲ ዑቕባ ዝዓለመ እዩ።
ኣብቲ ናይ ስልጠና ግዜ ክትህሉ ኣለካ: ኣብ ሰሙን 3 መዓልታት ን1 ወርሕን ፈረቓን።
እዚ ስልጠና ኣካል ናይቲ ብግሬኖብል ዝምራሕ መደብ RISING እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
etienne develayተርጓሚ/ሚት
loïsተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
innaተርጓሚ/ሚት
alpes adminኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት