Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ዝግበር ምስናይን ሓገዝን፣

ምስ ምስ Avec Espace Colibri - Université Grenoble Alpes

ኣዳላዊ Université Grenoble Alpes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

ትካልና ዝተባህለ ንተመሃሮ ተቐቢሉ ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ናይ ምዝገባን መስርሕን፣ ትምህርቶም ምቕጻልን መስርሕን ካልእ ዝሕግዝ ተቐባልን ዝሕግዝን ወረቓቕቲ ዘሳልጥን ኣካል እቲ ቤት ትምህርቲ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብዲፕሎም ብኸመይ ከምእትምዝገቡን ትምህርትኹም ጀሚርኩም ከምእትከታተሉን ጽፉፍ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉን ኢኹም።

ተሓጋገዝቲ ዝኾኑ ሰብ ሞያ ሰባት ርከቡ ንኣብነት ኣብቲ ክት ጽምበርዎን ክትከድዎን ዝግበ ናይ ትምህርትኹም መደባት ከም ኡውን ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምምሃርን ካልእ ኣገደስቲ ጉዳያትን ወዘተ፣

እንተደኣ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝረኸብካዮ ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ንኽረክብ ክትወስዶ ዘለካ ስጉምትታት ሓበሬታ ክትረክብ ኢኹም።

ኣብ ቤትጽሕፈታዊ ኣገባባትኩም ዝሕግዙኻ ሰባት ክትረክብ ኢኻ: ናይ ስልጠና መመልከቲ: ናይ ሞያ ምኽሪ: ንፈረንሳ ንምምሃር ርክብ ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታ,፣ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ኢምይል ስደዱልና
: ኢመይል espace-colibri@univ-grenoble-alpes.fr

ደውሉልና : 04 38 38 83 14 (ኣብዞም
ዝስዕቡ ሰዓታት)

ናይ ስራሕ ሰዓታት

  • ሰሉስ ካብ ሰዓት 10h-13
  • ዓርቢ13h-16h

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • camille lተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_90145802ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • comité réfugiés ugaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles