Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ፍልተናን ኣብ ተምፕሊን ኣልፕስ Tremplin ALPES

ኣዳላዊ ALPES Formation Conseil ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ዕልምኡ ድማ፣ ኣብ ናይ ኦፊ ናይ ግድን ስልጠና ናይ ቋንቋ ኣብ እትወስድሉ እዋን l'OFII መሰረታዊ ናይ ቋንቋ ክእለይ ንኽጸንሓኩም ምእንቲ እዩ።

እዚ ን 60 ሰዓታት ኣብ 8 ምራፋት በብ 7 .ሰዓታት እናየኸፋፈለ ዝኸይድ ናይ ሓባብራዊ ፣ ወይ ብሓንሳብ ዝወሃብ ናይ ክልተ ሰዓታታ ስልተና መዓልታዊ ተሳትፎ ዝሓትት እዩ።

እዚ ስልተና እዚ ን ስደተኛታት፣ ከሰብቲ ንኡስ ሓለዋ፣ ን ሃገር ኣልቦን ካልኦት ዓይነታት ስደተኛታት ዝዓለመ ስልጠና እዩ።

  • እቲ ንምውሳድ ድሉዋት ክትኮኑ ይግባእ (ኣብ 1 ወይ 2 ኣዋርሕ ).
  • ኣብ à Pôle Emploi ተመዝገቡን . ይምልከት

ምዝገባ ናይዚ ስልጠና እዚ ምብ መደብ ን ኣይ e RISING ን ን ባይ Grenoble Alpes Métropole. ዝተመደበ እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብ ኸመይ ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ንምምሕያሽ

ን ዓኹምን ን መተሰብኩምን ፣ ን ሕክምና ፣ ቆጸራ ንንምውሳድ ካልእን፣ ንምሓዝ ክተቕመኩን እዩ ።

መሰረታዊ ናይ ምንቕስቓስ፣ንምግባር ናይ ትኬት ናይ ፣ ባቡርን ካልእን ምቑራጽ።

ከመይ ንገብሮ?

ውሱን ናይ መዝገባ፣ እዋን ስለ ዘለና፣ ናይ ቀጻሊ መመዝገቢ ቦታ፣ ፍለጡ

04 72 41 64 36

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mesoተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • alpes adminኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles