ሓበሬታ ፍሉይ ንዝኾነ ደገፍ ናይ ምጥያስ ብኸመይ ከም እትረክብ
ምስ ቀዋሚ ስልጠና ኣብ ግሮኖብልን Grenoble Alpes ኣልፕስ
ኣዳላዊ Grenoble Alpes Métropole ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ን ተረባሕቲ ሓፈሻዊ ውሕስነት ወረቐት ናይ (ስደተኛታት፡ ከሰብቲ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሎም ሰባት)፡ ስራሕ ወይ መንበሪ ንምርካብን፣ ምስ ኣየኖት ሰብ ሞያ ከም ዝራኸቡ ክፈልጡ ዘድልዮም መቐበሊ ኣጋይሽን ሓበሬታን ኣገልግሎት ዝህብ ቤት ጽሕፈት እዩ።
በዚ ድማ፣ ምኽርን ዝርዝር ሓበሬታን ርክብን (ስም፡ ኣድራሻ፡ ቁጽሪ ተሌፎን) ናይቶም ኣብ ግረኖብል ክሕግዝኹም ዝኽእሉ ዘለዉ ሰባት ክትረክብ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
እቲ ሓበሬታ ብ ቀዋምነት ንስደት ዘሰንዩ ሰብ ሞያን ወለንተኛታትን ዝገብሩ እውን ክፉት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mesoተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kaminska.yuliia@chnu.edu.uaተርጓሚ/ሚት
grenoblealpesmetropoleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት