ምስ ኩሉ ኩነታት ዝሰማማዕን መስርሕ ስልጠና፣
ምስ ምስ Avec CTAI (Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration)
ኣዳላዊ Ecole de la 2ème Chance Isère ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць томуውጥን ሞያ ንምህናጽን ንስራሕ ቦታ ንምድላውን ብሕታዊ መደብ ምስ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሒሳብ፡ ኮምፒተር ሳይንስን ሓፈሻዊ ፍልጠትን ኮርሳት
- ምእንቲ ምርካብ ዝተፈላለዩ ሞያታትን መደብ ስራሕ-መጽናዕትን
- ምርካብ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ደገፍ
- ምስታፍ ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት ወዘተ።
ንምስታፍ ግድን፤
- ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኡ ክኸውን
- ኣብ ስራሕ ወይ ኣብ ትምህርቲ ወይ ስልጠና ዘይምህላው
- ድሕሪ ደጊም ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘይምህላው
- ስደተኛ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ - ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎን ምስ OFII (ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽንን ውህደትን ፈረንሳ) CIR (contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረመ ክኸውን እዩ።
ምዝገባ ዓመት ምሉእ ክፉት እዩ፣ ከከም ኩነታትካ ድማ ካሕሳ ክትረክብ ብቑዕ ክትከውን ትኽእል ኢኻ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 8 Rue Aimé Pupin, 38100 Grenoble, France
- info@e2c38.fr
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
e2c isèreኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ