ምስ Avec Contrat d'Engagement Jeunes BPI - ምርካብ ሓገዝ ኣብ ማሕበራዊ ሞያዊን ናይ ደገፍን ምሕደራ ምስላጥ ዝምልከት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ማሕበራዊ ሞያዊን ናይ ደገፍን ምሕደራ ምስላጥ ዝምልከት

ምስ ምስ Avec Contrat d'Engagement Jeunes BPI

ኣዳላዊ Mission Locale Grenoble , Métropole de Grenobleኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ን 12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ውልቀሰብ ዝምልከት ሓገዝ ኮይኑ ኣብ ኣዚ ዝስዕብ መዳያት የጠቓልል :

  • ምዃን ነጻ.ኣብ መዓልታዊ ህይወት ።
  • ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሽ
  • ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ
  • ንምህላው ኣብ ስራሕ ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ኣብ ስራሕ
  • ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !
ኣብዚ መደብ ንምስታፍኩም ናይ ግድን እትረኽብዎ ስራሕን ስልጠናን ከም ዘየለ ኣቐዲምኩም ፍለጡ፣ ግን ምናልባት ክትረኽቡ ትኽእሉ ትኾኑ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ንኽልተ ወርሒ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ብምስታፍ ምስ ሰብ ሞያ ክትራኸብን ትልሚ ሞያኹም ከተማዕብሉን ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ናይ ሞያ መምርሒ ዓውደ መጽናዕቲ ንናይ ሞያ/ስልጠና መደብ ንምርካብ ዝሕግዘኩም
  • ምስታፍ ዓውደ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ንምስታፍ ዓውደ መጽናዕቲ ድራማ
  • ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው ዓውደ መጽናዕቲ
  • ኣፍልጦ ዓውደ መጽናዕቲ ጥዕና
  • ባህላውን ስፖርታውን ምውጻእ
  • ዑደት ናብ ኩባንያታትን ማእከላት ስልጠናን።

ብሳላ እቶም ዓውደ መጽናዕትታት፡ መዓልታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ክትለማመዱ ትኽእሉ ኢኹም።

እንተደኣኣ ኣብ ኩሉ ንጥፈታት ክትሳተፍን ኣብ ሰሙናዊ ኣኼባታት ክትሳተፍን ዝኣተኻዮ ቃል እንተ ኣኽቢርካ፡ ወርሓዊ €561 ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ን10 ኣዋርሕ፡ ስልጠና፡ ልምምድ ወይ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዘካ ደገፍ ክትረክቡ የኽእለኩም። ማዕረ ማዕሪኡ ድማ ማሕበራዊ ሓገዚኹ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን መንበሪ ገዛ ምርካብን ክሕግዘካ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ዓመት 4 ፕሮሞሽን: ካብ ለካቲት ጀሚሩ ፣ ሰነ፣ መስከረምን ሕዳርን ጀሚሩ ምስ 10 መንእሰያት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝሓቖፈ ጉጅለ ተሳተፉ ።

ነዚ ፎርሙላ ብ ምልእዎ formulaire de prescription ኣ ኢንተርኔት

ከምኡውን ኢመይል ናብ ልኣኹምና Lyse JACQUEMARD (lyse.jacquemard@ml-grenoble.org) ኣብዚ ጠውቑ ን ዝያዳ ሓበሬታ

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 16 Boulevard Agutte Sembat, 38000 Grenoble, France
  • 04 76 86 58 58
  • info@ml-grenoble.org
Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • fabro63ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • missionlocalegrb adminኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_32947ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_705759ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles