ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦቨርገነ ሮነ ኣልፕ Auvergne-Rhône-Alpes
PARLERA.FRሓደ ናይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝህቡ ብቑዓት፣ ማሕበራት ዝርዝር ዝህብ እዩ ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
PARLERA.FRሓደ ናይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝህቡ ብቑዓት፣ ማሕበራት ዝርዝር ዝህብ እዩ ።
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ትምህርቲ ንምቅጻል ብውልቃዊ\ት ነዚ ዕድል ተጠቀምቲ ሙኻን ::
ምርካብ ምኽኣል ብዲጂታላዊ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን፣ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ናይ ምልላይ ዝዓለመ መደብ፣ ዘሳልን ዝሕግዝን ስልጠና ምውሳድ።
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምውሳድ ነጻ ስልጠና ውሰድ፣ ናይ ስራሕ ውዕል ምፍራምን ድጋፍ ይግበረልኩም ።
ሓደ ናይ ስፖርት ጋንታ ናይ ስፖርት ,ብ ፍላት ኣብ ግሮቦብልን Grenoble ኣከባቢኣን
ምርካብ ናይ 15 ሰሙን ስልጠና ኮርስ ኣብ ኣነሲ Annecy ፡ ፈረንሳዊ፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ፡ ልምምድ፡ ሞያዊ ሓጋዚ ክሽነ ንምዃን
ምስታፍ ኣብ ሞያውን ዲጂታላውን ኮርሳት ፈረንሳ፡ CACES 1B ምሕላፍን ኣብ ሩሚሊ ናይ 4 ወርሒ ልምምድ ምግባርን።
ምድላብ ንቅሓት ኣብ 5 ክፍልታት ንሓደስቲ ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ንቕሓት ዓውደ መጽናዕቲ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ