Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ብቅዓትኩም

ምስ ምስyAvec le programme de remobilisation Weavers Nouveau Départ - Annecy

ኣዳላዊ Weavers France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ውጥን ሞያ ንምህናጽን ስራሕ ኣብ ምርካብ ደገፍ ንምርካብን ዝዓለመ ናይ 16 ሰሙን መደብ፡ ንኣብነት፤

  • ምርካብ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ኮርሳትን ምድላው ንDELF A1/A2
  • ምስታፍ ሌልን መእተዊ ንዲጂታል
  • ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ ምኽሪ ((CV, connaissance du monde professionnel...)ሲቪ፡ ፍልጠት ሞያዊ ዓለም ወዘተ)
  • ኣብ ሰብኣዊ ባህርያትካን ምዕባለ ሞያዊ ባህርያትካን ስራሕ።
እቲ ናይ ፎርሙላ ናይ ዓመተ 2025-2026. ምልእዎ

ምፍላጡ ዘገድስ!

እዝ መደብ እዚ ንኹሎም ኣብ ፈረንሳ ንኽሰርሑ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም ውልቀሰባት ክፉት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሕያሽ ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ ኣመሓይሽ
  • ምምሃር ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምጥቃም
  • ምድላው ናይ ሞያ ትልሚ ኣዳልዉን ስራሕ ንምርካብ
  • ምፍላጥ ክእለትካን ባህርያትካን ንምምዕባል ንነብስኻ ብዝበለጸ
  • ምዃን ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወትካ

  • መጻምድቲ ንምርካብ ምስ ፈረንሳዊ ሰብ ተራኸብ።
  • ንጥፈታት ግበርን ርእሰ ተኣማንነት ኣጥርን።

ዝስዕቡመደባት

ከመይ ንገብሮ?

ንማሪን ላቦርድ፡ ኣካያዲ ፕሮጀክት ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤

ንናይ ዓመተ ፎርሙላ ምልእዎ 2025-2026.

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • hichamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • weaversተርጓሚ/ሚት
  • géraldineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles