ምትካብ ስልጠናን ስራሕን ናይ ረኣስቶራንት ኣብ ኣነሲ Annecy
ምስ ምስ Avec Pré-formation restauration vers un titre professionnel commis de cuisine
ኣዳላዊ Weavers France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуኣብ ኣነሲ ሬስቶራንት ን15 ሰሙን ዝጸንሕ መደብ ንሞያታት መግቢ ምስ፤
- ምርካብ ፕሮፌሽናል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ተመክሮ ናይ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዙ ምኽርታት ምርካብፈለማ
- መእተዊ ንዲጂታል ዝምልከት እዩ።
- ምንጣፍ ሰብኣውን ሞያውን ባህርያት ንምምዕባል ዝሕግዙ
- ምርካብ ዕድል ኣብ ሓደ ትካል ናይ 3 ሰሙን ሞያዊ ምጥሓል።
- ምስታፍ ኣብ l'AFPA. ዝፍለጥ መስርሕ እናተቐያየረ ናይ ክሽነ ሓጋዚ ሞያዊ መዓርግ ንምርካብ ዝግበር ደገፍ ምርካብ ምክኣል ።
ስልጠና ናይ 2025-2026 ምልእዎ
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ስልጠና ብነጻን ካሕሳ ዝኽፈልን እዩ (ገንዘብ ትረክብ)።
እቲ ስልጠና ብነጻን ካሕሳ ዝኽፈልን እዩ (ገንዘብ ትረክብ)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
weaversተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
masoodተርጓሚ/ሚት
mohieddinተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
géraldineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ