ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ YAMBI
ኣዳላዊYAMBI
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ኣበይ ?
ምጽዋት ስፖርት
እንታዩ’ዩ ?
ንዑ ምሳና ሓቢርኩም ስፖርት ተጻወቱ ሓደስቲ ሰባት ድማ ተራኸቡ።
ከከም ኩነታት ኣየርን ወቕትን ሓያሎ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ይቐርቡ፤
- ጉያ,
- ምሕዃር,
- ቅብብል,
- ብሽክሌታ,
- ምንሽርታት በረድ .
- ምዝላል ስኪንግ፣ .
- ራኬት፣ .
- ምሕንባስ
- ምድያብ ኣኽራን..ወዘተ.
ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ መርበብ ሓበሬታና https://www.yambi-asso.org/ ክትበጽሑ ትኽእሉ ኢኹም።
ምፍላጡ ዘገድስ
ዝኾነ ዓይነት ስፖርታዊ ደረጃ ኣየድልን!
ዝኾነ ዓይነት ስፖርታዊ ደረጃ ኣየድልን!
ንምንታይከ የዘገድስ?
ዕላማና: ሓደስቲ ናይ ጉያ መሻርኽቲ ወይ ኣዕሩኽ ንህይወት ምርኻብ እዩ!
እዞም ንጥፈታት እዚኣቶም ንኹሉ ክፉታት ኮይኑ ምስ ደረጃ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዝተመጣጠነ እዩ።
ኩሉ ሰብ ድሉው እዩ !
ኣብዚ ብ ብመምህራን ኣብ ዝቆጻጸር ናይ ደገ ንጥፈታት ክትሳተፍ ኢኻ።
ከመይ ንገብሮ?
ኣብ ኢንስታግራም መልእኽቲ ስደዱልና ፡ https://www.instagram.com/yambi.asso/
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ