ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1137 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ሳላ እዚ ብተሌፎን ዝቀረብ መደብ ዝርርብ ምስ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ብዝተፈላለዩ ቃንቃታት ንዓኹም\ኽን ንምስማዕ ተዳሊዮም ኣለው ::
ምርካብ ደገፍ ን ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ንኽረኽቡ ምእንቲ...
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ዝጠቅም መደብ እዩ
ምርካብ ከከም ደረጃ ክእለትኩምን ባህሪ ፕሮጀክትኹምን ስለጠና ምእንቲ ክትረኽቡ ምሕጋዝ፣
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን
ምፍላጥ ብከመይ እገባብ ስልጠና ወይውን ስራሕ ፡ ምርካብ ከም ዝከኣልን፣ ከምኡ ውን ምስ ወሃብቲ ስራሕ ትካላት ከምእትራኸቡን ይሕብር
ምርካብ ንሕክምናዊ፣ ኮነ ምስኡ ዝተኣሳሰር ፓራሜዲካልን ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ሰብ ሞያን ዝኸውን ናይ ጥዕና ትርጉም መሳርሒ ተጠቐሙ።
እዚ መደብና መንበሪ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት፡ ኣብ ሞያዊ ንጥፈታት።
ምእንቲ ካብ ሓደ ምሳኻ ኣብ ሓደ ኢንዱስትሪ ዝሰርሕ ሰብ ምኽሪ ውሰድ።
ደገፍ ጥዕና ኣብ Rouen Normandie ሩዋን ኖርማንዲ: ሕክምናዊ ቆጸራታት፡ ሓገዝ ምስ ወግዓውነት፡ ስፖርት ወዘተ ምስታፍ
ኣብ ዲፐ፡ ኖፍሻቴል ኤን ብራይ፡ Dieppe, Neufchatel en Bray, ጎርነይን ሜትሮፖሊስ ሩዋን ኖርማንዲን Gournay et la Métropole ናይ መንበሪ ንምህላው
ደረጃኹም ንምምሕያሽን ምእኝቲ ክትክእሉ ናጻ ክትከውንን ትምህርትን ዓውደ መጽናዕትታትን ቋንቋን ፈረንሳ ርኸቡ
ብዛዕባ ጥዕናን ህይወትን ኣብ ፈረንሳን ኣብ ከተማ ሩዋንን ዝያዳ ኣፍልጦ ይሃልኹም
PLIE ዘላቒ ስራሕ ንምርካብ ኣብ እትገብዎ ጻዕሪ የሰንየኩም ፣ ስራሕ ንምርካብ ተሰነዩ ።
ምስታፍ ጋንታ፣ ስፖርታዊ ክለብ ምውህሃድ ወይ ኣብ ሩዋንን ከባቢኣን ሓደስቲ ስፖርታዊ ልምድታት ምርካብ
ናይ ስነኣእምሮ ሓገዝ ንምርካብ ፣ ምስ ሰብ ሞያ እቶ ዓውዲ፣ ኣብ Elbeuf ከምኡውን Saint-Etienne du Rouvray ንዝነብሩ ሰባት ዝዓለም ሓገዝ እዩ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምኽኣል ኮርሳት ፈረንሳ፡ ሞያዊ ስነ-ቓላት፡ ባህላዊ ርኽበት ንዕዉት ማሕበራዊ ውህደት
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ክትዛረብ፡ ከተንብብ፡ ክትጽሕፍ፡ ከባቢኻ ክትርዳእ፡ ደረጃ A2 ክትበጽሕ ኣመሓይሽ
ምኽኣል ናይ ፈረንሳን ኮምፒተርን ኮርሳት፣ ደረጃ B1 ንምብጻሕ ናይ DELF ወይ TCF ፈተና ብነጻ ውሰድ
ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ፡ ዲጂታላዊ ክእለትካ፡ ሞያዊ ስነ-ቓላትካ፡ ከምኡ’ውን ንስራሕ ዝድግፍ ንምምሕያሽ ስልጠና ምሃብ
ምርካብ ሓገዝ እናተመሃርኩም ቋንቋ ፈረንሳ፡ ዲጂታላዊ፡ ደገፍ ምስ ኣገባባትን ተበጻሕነት መሰላትን።