ምርክባ ሓገዝ ን ምምሕዳራዊ ሓገዝን ካልእን
ምስ ምስ Mission Locale de Rouen
ኣዳላዊ Mission Locale de Rouen ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ 17 ከባብያዊ ተልእኾታት ሩዋንን ከባቢኣን ንኹሎም ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ጻዕርታቶም ይድግፉ፤
- ስራሕ ንምድላይ ፣ .
- ስልጠና ንዘናድዩ ፣
- መንበሪ ንዝጠልቡ፣
- ገንዘባዊ ሓገዝ ዝምድላይ፣ .
- ናይ ጥዕና ሓገዛትን ካልእን ...
ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት እንተሃልዩካ፡ እቶም ናይ ከባቢ ተልእኾታት ክሕግዙኻን ክድግፉኻን ይኽእሉ። ስለዚ ነቲ ዝቐረበኩም ናይ ከባቢ ተልእኾ ክትረኽቡ ድሕር ኣይትበሉ!
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
corentin besnardኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
cha_antnተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት