Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስልጠና ወይ ትምህርቲ

ምስ ምስ Avec la Plateforme ALICE

ኣዳላዊ Média Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ምስALICE, ክትቛጸሩ ትኽእሉ ኢኹም:

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ንምፍላጥ
  • ኣብ ናይ ዝነበርኩሞ ዓዲን ናይ ስራኽ ተመክሮ ዘተኮረ መቐጸልታ
  • ኣብ ፈረንሳ ክትቅጽልዎ ብ እትደልዩ ዓይነት ስራሕ ንኽትቕጽሉ ንምዝርራብ
  • ንዕኡ መቐጸሊ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ንምሕያል ዘኽል ስልጠና ምርካብ
  • ኮርሳ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ A1 du CECRL ክትወስዱ ትኽእሉ:

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ መድረኽ ኣሊስ la plateforme ALICE ቆጸራ ምሓዝ ኣብ ኣገባባትካ ግዜ ይቑጥበልካ። ናይ ቃለ መሕትት መደምደምታታት ምስ ፈረንሳ ትራቫይልን ናይ ስልጠና ትካላትን ኣብ እትገብሮ ርክብ ንኽሕግዘካ እዩ ዝቐርብ።

እዚ ስልጠና ንምርካብ እንተደሊኹም ን ሓገዝትኹም ብ`ሕታት ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ማእከል ሓበሬታ ክትረኽቡ ክትስልጥኑን ትኽእሉ

መድረኽ ALICE ምስ ኩለን FLE (ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ) ወይ ትምህርቲ ምጽሓፍን ምንባብን ዝህባ ናይ ስልጠና ትካላትን ማሕበራትን ርክብ ኣለዎ።
ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ መፍትሒ ንምርካብ ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና።

ከመይ ንገብሮ?

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nubeተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • iryna_vyhodianskaተርጓሚ/ሚት
  • adeline planquoisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles