ምርካብ ተርጎምቲ ኣብ እዋን ሕክምናዊ ምኽሪ
ምስ ምስ ISM Interprétariat
ኣዳላዊ Réseau Santé Précarité , Métropole Rouen Normandie, ARS Normandie, ISM interprétariatኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእዚ ኣገልግሎት እዚ ብነጻን ብዘይ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን፡ ኣብ ሰሙን 7 መዓልታት፡ 24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ ዝርከብ ኮይኑ፡ ብተሌፎን ዝቐርብ ቅጽበታዊ ናይ ትርጉም መሳርሒ ፡ ኣብ እዋን ምምኽኻር ምስ ሓኪም allophone.ኣሎፎን ዝበሃል ኣገባብ ምስ ሕሙም ርክብ ምልልስ እዩ። .
ብተሌፎን ኣቢልኩም ምስ ሓደ ኣብ ሰብ ሞያ ሕክምና ርክብ ወይ ዝርርብ፣ ውሑስን ምስጢራዊን ብዝኾነ ኣገባብ ሓበሬታን ትርጉም ንምርኽኻብ ዘኽእል መደብ እዩ ።
እንተደኣ ነባርነትኩም ኣብ Rouen Normandie ሩዋን ኖርማንዲ ኮይኑ ከምዚ ዝስዕብ ትሰርሕ እንተኾንካ ካብቲ መሳርሒ ክትጥቀም ተኽእሎ ኣሎኩም ፤
- ንውልቃውያን ሓኻይም በዓል ሞያ ክንክን ጥዕና (ሓፈሻዊ ሓኪም፣ ክኢላ፣ ፓራሜዲካል)
- ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ማሕበራዊ (CHRS, CADA, ወዘተ)
- ከምኡውን ሞያዊ ኣብ ሕክምናዊ ኣብ ማሕበራዊ ቅርጺ (LHSS, ACT, LAM, ወዘተ ክኸውን ይኽእል)
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት