Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ምምሕያሽ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Objectif A2

ኣዳላዊ RECIFE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ብንኣሽቱ ጉጅለታት ነዞም ዝስዕቡ ነገራት ምክያድ፤

  • ምኽኣል ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ምዕባለ
  • ምእንቲ ብዝበለጸ ብኣፍ ክትርድኦን ክትረዳዳእን ትኽእል
  • ከማኡውን ብቐሊሉ ምዝራብ
  • ብግቡእ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ዓለም ስራሕን ይፈልጥ
  • ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ክትድገፍ
  • ምእንቲ በብቅሩብዝያዳ ናጻ ክኾኑ
  • ንፈተና ን DELF ወይ TCF ክትወስድ የዳልወኩም ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምሃር ብቑዓት ኣሰልጠንቲ ብቋንቋ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ
  • ምስታፍ ኣብ ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ስልጠናታት።

  • ምስ ኩነታትኩም ዝተመጣጠነ ሰዓታት (ምሕብሓብ ህጻናት፡ ስራሕ ወዘተ)።

  • ኣየናይ ፈተና ምስ ኩነታትኩም ፕሮጀክት ዝበለጸ ከም ዝሰማማዕ ንምፍላጥ ዝሕግዙ ምኽርታት
  • ሕቶታት ፈተና ንምርዳእ ምድላው።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ እቲ ደረጃ እንተሃልዩኩም ፡ DELF ወይ TCF ክትወስድ ትኽእል ኢኻ ። እዞም ዲፕሎማታት እዚኦም ንዜግነት ፈረንሳ ወይ መንበሪ ፍቓድ (መንበሪ ካርድ ወዘተ) ንምሕታት ኣድለይቲ እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ብተወሳኺ ነቲ ዝድግፈካ ዘሎ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፣ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል ወዘተ) ርክብ ብምግባር ነዚ ስልጠና ክትገብር ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • recifeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • andreeabalanተርጓሚ/ሚት
  • anasjተርጓሚ/ሚት
  • julie90ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • juliemተርጓሚ/ሚት
  • tracy.pbተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles