Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

መንበሪ ገዛ ንምርካብ ሓገዝ ርከቡ

ምስ ምስGroupe SOS Solidarités

ኣዳላዊ Groupe SOS Solidarités Normandie ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

ናይ መንበሪ ገዛኻ ጸገም እንተሃልዩሙም ብውልቂ ሓደ በዓል ሞያ የሰንየኩም፤

  • መብርሂ ሰነዳት፣
  • ኣብ ኣገባባት ምሕጋዝ፣
  • ቀልጢፍካ ፍታሕ ንምርካብ ምኽሪ ምሃብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

መንበሪ ገዛ እንተተዋሂቡኩም፡ እዚ ዝስዕብ ሓገዝ ንምርካብ ሓደ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ሕተቱ፤

- መንበሪ (ኣቕሑ ገዛ፣ መሳርሒታት ወዘተ ምርካብ)

- ቆጻሪ ማይ፡ ጋዝ፡ ኤሌክትሪክ ምኽፋት ሓገዝ ምርካብ።

- ናይ ገዛ መድሕን ውዕል ምፍርራም።

ኣብ መንበሪ ገዛ ምምሕዳራዊ ጸገም እንተሃልዩኩም (ዝተሓላለኸ ሰነድ፡ ሕቶ ወዘተ)፡ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ነቲ ጸገም ንምፍታሕ ሓገዝ ርከቡ።


ክግበር ዘለዎ ነገር ይግለጸልኩም ክገልጸልካ ይኽእል ፣ ሰነድ ክትመልእ ወይ ክትጽሕፍ ክሕግዘካ ይኽእልምስ CAF ን ሓገዝ ዝዓለመ ከእትወካ ይኽእል ወዘተ

ኣሲስታን ሶሳልኩም ምስ ኣካራዪኻ (እቲ መንበሪ ገዛ ዝካረየልካ ትካል) ብምዝርራብ ነቲ ጸገም ምሉእ ብምሉእ ክርድኦ ወይ ነቲ ኩነታት ከረድእ ይኽእል።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ secretariat.ut76@groupe-sos.org በዚ ዝስዕብ ኢመይል ልኣኹ ፤

- ምሉእ ስም ምስ ስም ኣቦ፡ ቁጽሪ ተሌፎንካ

- ኩነታትኩም

- ጸገምካ ወይ ሕቶኻ ብምጥቃስ።


ድሕሪኡ ሓደ በዓል ሞያ ቆጸራ ንኽህበካ ክረኽበኩም እዩ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • scoutardኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles