ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ምርካብ ደገፍ ረኸብ ኣብ ኣገደስቲ ነገራት ናይ ህይወት
ምስ ምስ MJC de la région d'Elbeuf
ኣዳላዊ Maison des Jeunes et de la Culture de la région d'Elbeuf ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуምእንቲ ኣብ ምፍላጥ ቋንቋ ፈረንሳ ክትግስግሱ ምስ ደረጃኹል ዝተመጣጠን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ
ኣብ ሓያሎ ዓውድ መጽናዕትታትን ንጥፈታትን ተሳተፉ ፤
- ሓባራዊ ናይ ቋንቋ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ ደረጃ B2ምብጻሕ
- ዓውደ መጽናዕቲ ንባብ፡ ጽሑፋት ዓው ኢልኩም ኣንብቡ
- ዓውደ መጽናዕቲ ናይ ኣደማምጻ፡ ንምምሕያሽ ኣዝርብ ንኸተዘውትሩ ዝሕግዝ መደብ
- “መደረታት ” ዓውደ መጽናዕትታ (ንደቂ ኣንስትዮ ዝተሓዝአ)፡ ብዛዕባ ጾታዊ ማዕርነት ምዝታይ
- “ቦታኹም ርኸቡ” ዝብል ንጥፈታት፡ ባህላዊ፡ ስነ-ጥበባዊ፡ ስፖርታዊ ንጥፈታት፡ ምርካብ ትካላትን ግዝኣትን።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ክፍልታት፡ ዓውደ መጽናዕትን ንጥፈታትን ንኹሉ ክፉት እዩ።
ንመዝገብ ዝኸውን ክፍሊት ኣባልነት፡ ኣብ ዓመት €10 ምኽፋል ይግበኣኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
mjcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
pierrecተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት