Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስነኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምርካብ

ምስ ምስ Groupe SOS

ኣዳላዊ Groupe SOS Solidarités Normandie ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ነጻ ዝኾነ ናይ ስነኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምስ ሰብ ሞያ ንምሓዝ

ምስ ሰብ ሞያ ስነኣእምሮ ፣ ብ ኣድማዒ መገዲ ንምርካብ ፣ ብቁዕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት ዘለዎ መንጎኛታት ወይ ተርጎምቲ ምርካብ ተመራጺ እዩ።


ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ን 6 ኣዋህሕ ዝጸንሕ ሓገዝ ናይ ስነኣእምሮን ምስናይ ድልዋት እዮም

ሓገዝ የድልየኩም ኮይኑ ኣብ ዝስመዓኩም እዋን፣ ምስ ሰብ ሞያ ናይ ምርኻብ ትኽእሉ ኢኹም

ቆጸራ ንምሓዝ ምስ እትደልዩ ፣ ኣብ ዝሰማማዓኩም እዋንን ሰዓትን፣ ቆጸራ ምስ ሰብ ሞያ ክትሕሓቱ ትኽእሉ ኢኹም

ከመይ ንገብሮ?

raep-ensemble@groupe-sos.org ዝብል ጽሑፍ ንረክ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • scoutardኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • naghamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • ph1ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles