ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 188
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣብ Rennes
ዲፕሎማ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ስልጠና ውሰዱ
ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
ሓድ መደብ ናይ 6 ኣዋርሕ ን ምርካብ ዝራሕ ወይ ስልጠና ፣ ምሃብን ኣብ ፈተንሳ ንሓፈሳ ኣብ ዓውደ ስራሕ ዘሎ ባህርያት ከም ዝጽናዕ ምግባርን
መንበሪ ገዛ ምርካብ
ማሕበር ኣሚተ ሶሲያል, ሓደ መንብሪ ገዛ ንመንእስያት ዝተዳለወ መንብሪ ኣብ ረስድ ደንስ ኣቢታ ጀን የቅርብልኩም
ምስታፍ ኣብ ናይ ምግቢ ምብሳልን ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋልን
ምስታፍ ኣብ ናይ እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢደጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ።
ምርካብ ሕክምናዊ ክንክን
ምርካብ ኣገልግሎትካ(RLG35) ዝጽዋዕ ማሕበር ንተጠቀምቲ ናይ እዚ ኣገልግሎት እዚ ብዛዕባ ጥዕና ክፈልጥዎ ዝበኦም ግልጺ ዝኾነ ሓበሬታ ኣብ ምሃብን ካብኡ ድማ ናይ ምስናይን
ምውሳድ ስልጠና ኣፍልጦኹም ንቋንቋን ፈረንሳ ዘሐይል
ምርካብ እዚ ስልጠና ንስራሕን ን ምምዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ዝዓለመ መደብ ።
ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ Ille-et-Vilaine
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምሃብ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ Rennes (ናይ ምትሕግጋዝን ምምሃር ቋንቋን ዝዓለም)
ንገዛኣርእስኻ እናተጠቓምካ ንካልኦት እትሕግዘሉ መገዲ ምርካብን፣ ንእግሪመገዲኻ ድማ ቋንቋ ፈረንሳ እተማዕብለሉ ኣጋጣሚ ምፍጣር
ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት( ኮድ ደ ላ ሩት) ምምሃር፣
ኣብ ዞባ ብረታኝ (Bretagne ) ዝተዳለወ ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት ኮድ ደ ላ ሩት ምምሃር።
ምርካብ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ፣ ኣናሳነኻ ናይ ህይወትካ መድባን ንምስራዕ ዝዓለመ ስልጠና።
ኣብ ንእሽቶ ወይ ማእከላይ ከተማ ንምንባርን ንምስራሕን፣ ተዓጃቢነት ሓገዝን ርከቡ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ገጠራትን ከባቢ ከተማታትን ስራሕን መነባብሮን ርኸቡን
ምህላው ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላትኩም ድጋፍ ይግበረልኩም
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትካ፣ ኣብ ምውሳድ ኣገባባትን ስራሕ ምድላይን ሓገዝ
ማሕበራዊ ምትእስሳር ናይ ደቂ ገዛውቲ ንምድልዳል
La Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ ናይ ደቂ ገዛውቲ ምትሕቑቛፍ ክድልድል ዘሰርሕ እዩ።
ብ እትመልክዎ ሞያ ን ንምስራሕ ዘኽእል ሓገዝ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ኣብ ሞያዊ ህይወትኩም ምእንቲ ናጻ ኴይንኩም ምስ ሓደ ትካል ብዓወት ምውህሃድ ንኽትክእሉ።
ምምሃር ስራሕ ንምርካብ ፈረንሳ ተማሃር ምስ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት"HORIZON PRO"
ኣብ መበቆል ሃገሮም ውሑድ ወይ ውን ምንምትምህርቲ ዘይብሎም ሰባት ሞያዊ መምርሒ ስልጠና።
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ኢንተርነት ዝስዝላሰል
ምኽኣል ኮምፒዩተር ምጥቃምን ኣብ ኢንተርነት ወረቐታዊ ስራሕ ንምስራሕን ምኽርን ደገፍን።
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምውሳድ
ምምሃር 2 ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን፡ ብንእሽቶ ጉጅለ፡ ንኽስጉምን ዝያዳ ናጻ ።
ምግምጋም ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ረንስ Rennes ኮርስ ምርካብ
ምርካብ ናይቃልን ጽሑፋውን ደረጃኹም ንምፍላጥ ውልቃዊ ቆጸራ፣ ምኽሪ ኣብ ምቹእ ኮርስ ፈረንሳ
ምኽኣል ምምሃርን ንቋንቋ ፈረንሳ ንፈተና ምድላውን
ምርካብ ስልጠና ምምሃር ብዝበለጸ ንምርድዳእ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት + TCF, DELF, DCL ብምውህሃድ
ምርካብ ደገፍ ንምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ንምፍጻም
ምርካብ ወረቓቕትን ፋይላትን ንምምላእ ሓገዝን ምኽርን ። ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ንኹሉ ክፉት እዩ።