Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምህላው ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላትኩም ድጋፍ ይግበረልኩም

ምስ ምስ Centre communal d'action sociale Rennes (CCAS)

ኣዳላዊ CCAS Rennes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців тому

ምኻድ CCAS (Communal Social Action Center) እዚ ክትገብሩሉ እትኽእሉ ቦታ እዩ፤

  • ምሕታት መሰልን ሓገዝን ክኽፈጥ,
  • ምፍላጥ ኣብ ዲጂታላዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ክትድገፍ።
  • ብከመይ RSA እንተተቐቢልኩም ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ክትድገፉ ምኽኣል

ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብ ስድራቤትካ ዘለዉ ሰባት፡ ዋላ’ውን ናይ ስደተኛ ደረጃ እንተዘይብሎም፡ ካብ CCAS ደገፍ ክህልዎም እውን ይኽእል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እንተደኣ ኣብ ራንስ Rennes ትነብሩ ኴይንኩም

  • ንነጻ ወይ ብዝተቐነሰ መጓዓዝያ ሓገዝ (ኣውቶቡስን ሬን ሜትሮን)
  • ንካርድ ሶርቲር ኣብ ምምልካት ሓገዝ! 
  • ንኣገባባትኩምን ሓበሬታኹምን ኣብ ኢንተርነት ዝግበር ደገፍ
  • ስራሕ ኣብ ምድላይ፡ ሲቪን ናይ ሽፋን ደብዳቤን ምጽሓፍ ምሕጋዝ።

    እንተደኣ ተቐበልቲ ናይ ፤ RSA እንተኴይንኩም `
  • ምርካብ ሓገዝ ካብ CAF ንRSA ንምምልካት ሓገዝ ክትክእሉ
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ ውልቃዊ ደገፍ፡ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሓፈሻዊ ሓበሬታን መምርሕን ንምርካብ ክትክእሉ
  • ከምኡንው ምርካብ ናይ መጓዓዝያ ካርድ ኣብሓገዝ መስርሕ ንኽትትሳተፉ

  • ኣብ ረንስ Rennes ዝርከባ ኩባንያታት ዝድለያ ዓውድታት ስራሕን ንትካላትን ምልላይ
  • ሲቪን CV ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ምፍጣር ኽኣል ።

  • ምኽኣል ኣተቓቕማ ኮምፒተርን ኢንተርነትን ተጠቒምካ ኢመይል ንምልኣኽ፡ ሰነድ ስካን፡ ምስክር ወረቐት ንምሕታም ወዘተ ከምፍላጡ
  • ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (CAF, France Travail, Carte Vitale, ,préfecture. ወዘተ) ምሕጋዝ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ ሬንስ ኣብ ኢንተርነት ብዛዕባ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሓገዝ ንምርካብ 3 ቦታታት ፣ ኩሉ ici. ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ

ከመይ ንገብሮ?

ምርካብ ዝቐረበካ ቤት ጽሕፈት ንምርካብ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርአ።

Lieu d'accueil

Espace social commun, 7 Rue Kléber, 35000 Rennes, France

25 Rue Noël Blayau, 35000 Rennes, France

7 boulevard de Yougoslavie, 35200 Rennes, France

12 et 12 bis rue Guy Ropartz, 35700 Rennes, France

15 rue Louis et René Moine, 35200 Rennes, France

42 cours du Président John Fitzgerald Kennedy, 35000 Rennes, France

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • ccas35ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • mohieddinተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • ctai rennes ville et métropoleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles