Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ስልጠና ኣፍልጦኹም ንቋንቋን ፈረንሳ ዘሐይል

ምስ ምስ Avec PREPA Avenir FLE

ኣዳላዊ CLPS L'enjeu compétences ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

.ምእንቲ ንስራሕን ናብራን ዝጠቕመኩም እዚ ስልጠና እዚ ን ምምዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ዝዓለመ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ስልጠና ውሰድ እሞ ምስ ዕላማኻ ዝሰማማዕ ሞያ ተማሃር
  • ስራሕ ንምርካብ ተዳሎ
  • ፈረንሳዊ ቋንቋኹም ኣመሓይሽ።

  • ምኽኣል ሞያዊ ጽላታትን ሞያታትን ርኸብ
  • ከምኡውን ኣብ ፈረንሳ ክትነብርን ክትሰርሕን ተዳሎዉ።

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ DCL ( diplôme de compétence en langue) ክትወስድ ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ኢንተርነኤት ድማ ኣብዚ ብምጥዋቕ www.clps.netከምኡ ውን ኣብ ዚ ካርታ ዘሎ ኣዳራሻና ብ ምቕዋቕ ዝቐዝበኩም ምረጹ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • leoተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • katuwenkaተርጓሚ/ሚት
  • clpsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles