Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት( ናይ ቃል ፈተና) ምምሃር፣

ምስ ኦን ሩት ቨር ሌ ኤክሪት ምስ ዝተባህለ ትካል

ኣዳላዊ CLPS L'enjeu compétences ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 jours

ኣብ ሰሙን ናይ ክልተ 2 ወይ ሰለስተ 3 መዓልታት ብዛዕባ ኣፍልጦ፣ መምርሒ ፍቓድ ምዝዋር መኪና፣ ኣወጻጽእኡ፣መደብ ስልጠና ምሃብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ዓመት ምሉእ ዝተኸፍተ ዓውደ መጽናዕትታት ነቕርብ ምዃንና ክንሕብር ንፈቱ።

ምኽኣል እቶም ዓውደ መጽናዕትታት እቲ ናይ ጽርግያ ኮድ ፈተና ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ርድኢት ዝህቡን ብናይ ፈተና ናይ ምልምማድ ዕድል ዝህቡን እዮም።

ምስናይ ብመሰረት ናትኩም ደረጃ፣ ኣብ መስርሕ ናይ ግዜ ዝምዕብል፣ ምጽሓፍ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ዝምልከት

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ሓበሬታን ስልጠናን፣ ይርከቡ እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ኣብዘን ዝስዕባ ከተማታት ይርከቡ፡ ኲምፐር፡ ብሬስት፡ ላኒዮን፡ ሴንት-ብሪክን ዲናንን።ቫን (Vannes)፣ ሎርዮን(Lorient )፣ ካምፐር(Quimper)፣ ብረስት(Brest )፣ ላንዋ (Lannion)፣ ሳን ብሪዮ (Saint-Brieuc)፣ ከምኡ እውን ኣብ ዲናንን (Dinan)፣

ኣብዚ ዝስዕብ ናይ መርበብ ሓበሬታ ዝርዝራት ሓበሬታታትና ዝሕብር ብምውካስ ዝያዳ መብርሂታት ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።r le site du CLPS

Lieu d'accueil

3 Rue Jules Vallès, 22000 Saint-Brieuc, France

02 96 58 04 16

saint-brieuc@clps.net

39 avenue de Park Nevez, 22300 Lannion, France

02 96 46 38 09

lannion@clps.net

4, rue Étienne Perchec - ZAC de Cuzon - Moulin du Loc'h, 29000 Quimper, France

02 98 10 11 49

quimper@clps.net

2 rue de l'union à Dinan, 22100 Quévert, France

02 96 85 86 30

dinan@clps.net

4, Rue Ferdinand de Lesseps, 29200 Brest, France

02 98 46 38 11

brest@clps.net

Chargement de la carte...

6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Jérémie G.ምምሕዳር
  • CLPS L'enjeu compétencesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት

Liens utiles