ብ እትመልክዎ ሞያ ን ንምስራሕ ዘኽእል ሓገዝ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ምስ ምስ AFPA et Savoir Dire ዝተባህለ ማሕበር
ኣዳላዊ Langue et Communication ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуማእከል ስልጠና ቋንቋን ርክብን ደለይቲ ስራሕ ክእለቶም ንኸማዕብሉን ሞያዊ ፕሮጀክቶም ንምግላጽን ይሕግዞም።
"Savoir dire" ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ሞያዊ ንምግምጋም 3 ሞዱላት ዘለዎ ናይ 18 ሰዓታት እዘስተምህር ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ፣ኣብ ሞያዊ ህይወትኩም ንነጻነት ምስ ሓደ ትካል ምውህሃድን እዩ።
ብ2 FLE (ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻእተኛ ) ሜላ ዝመልኩ 2 መምህራን ክቑጸርልኩም እዮም።
ጽቡቕ ምፍላጥ !
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ኣብ ቴክኒካዊ መድረኽ ምስ መሻርኽቲ ኣካላት ብምስራሕ ፍልጠትኩም ኣብ ግብሪ ንምውዓል ይከኣል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
iuliiakozinaተርጓሚ/ሚት
langue et communicationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
lcoop12ተርጓሚ/ሚት