Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምግምጋም ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ረንስ Rennes ኮርስ ምርካብ

ምስ ምስ PEOL (Plateforme d'Evaluation et d'Orientation Linguistiques)

ኣዳላዊ Langue et Communication ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ንነበርቲ ሬንን Rennes ሬን ሜትሮፖልን ክፉት ዝኾነ ውልቃዊ ገምጋም ን እዚ ዝስዕቡ

  • ምፍላጥ ደረጃ ኣፋውን ጽሑፋውን ፈረንሳ ፍለጥ
  • ናብ ገዛኹም ዝቐረበ ኮርስ ንምርካብ ይሕግዘኩም።
ምፍላጡ ዘገድስ ! እቲ ናይ ገምጋም ኣኼባ 40 ደቓይቕ ይወስድ ፣ ምስ ናይ ፈረንሳ ፈተናን ብዛዕባ ፕሮጀክትኹም ዕላልን ማ የጠቓልል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ሓደ ካብ ዞባኩም (Maurepas, Le Blosne et Centre ማእከል) መምህር FLE (ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ) ይርከብ።

  • ምቕራብ ጽሑፋዊ ገምጋም (ጽሑፍ ምጽሓፍን ምንባብን)
  • ከምኡውን ኣፋዊ ገምጋም (ምርዳእን ምዝራብን)ምቕራብ ፣ ምኻኣል

ምኽታል ቅኑዕ መስመር ንምርካብ ሓግዙ፤

  • ናብ ኩነታትኩም (ኮርስ ኣብ መዓልቲ፣ ምሸት፣ ሰሙን መወዳእታ)
  • ናብ ድሌታትኩም (ብጽሑፍ ምዕባለ፣ ናይ መዓልታዊ ወይ ሞያዊ ህይወት ስነ-ቓላት ምምሃር፣ ወግዓዊ ፈተና ምውሳድ: TCF, DELF, ወዘተ)
  • ናብ ገዛኻ ወይ ስራሕካ ቀረባ ምዃኑ’ዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ናይ መወዳእታ ሰኑይ ፡ ቆጸራ ክትሕዝን ናይ ፈረንሳ ገምጋም ክትወስድን ብ 06 11 94 35 25 ደውሉ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • teampeolኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • laura emrysተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles