ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ኢንተርነት ዝስዝላሰል
ምስ ምስ Permanences numériques
ኣዳላዊ CCAS Rennes ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anሰብ ሞያ ዘለዎም ኣብያተ ጽሕፈት ን፤
- ኮምፒተርን ኢንተርነትን ኣብ ምጥቃም ይድግፉኻ (ኢመይል ምልኣኽ፣ ሰነድ ስካን፣ ምስክር ወረቐት ምሕታም ወዘተ)
- ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ብኢንተርነት (ፕረፈክቸር፡ CAF፡ ማሕበራዊ ድሕነት፡ ANTS ወዘተ) ክትውድእ ይሕግዘካ።
ኣብ ረንስ 3 ቦታታት ኣለዋ (ካርታ ርአ)፣ ብዘይ ቆጸራ ንኹሎም ክፉታት።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ
እቶም ሰብ ሞያ ጠበቓታት ስለዘይኮኑ ኣብ ሕጋዊ ጉዳያት ክሕግዙኻ ኣይክእሉን እዮም።
ከከም ኩነታትካ ግን ምስ ካልኦት ሰብ ሞያ ከተራኽበካ ይከኣል እዩ።
እቶም ሰብ ሞያ ጠበቓታት ስለዘይኮኑ ኣብ ሕጋዊ ጉዳያት ክሕግዙኻ ኣይክእሉን እዮም።
ከከም ኩነታትካ ግን ምስ ካልኦት ሰብ ሞያ ከተራኽበካ ይከኣል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
ccas35ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
omar1302ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hendተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት