Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Avec Centre de formation PRISME

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, ምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 8 ስሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ዓርብ, ሓሙስ

ምምሃር ስራሕ ንምርካብ ፈረንሳ ተማሃር ምስ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት"HORIZON PRO"

ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እንታዩ’ዩ ?

Une formation pour les personnes peu ou pas scolarisées (moins de 3 ans de scolarité) dans leur pays d'origine et qui veulent améliorer leur niveau de français pour travailler en France rapidement.

ኣገዳሲ!
እዚ ስልጠና ካብ ደረጃ A1 ብኣፍ (ውጽኢት OFII) ዝበጽሕ እዩ። ብጽሑፍ ደረጃ ትጽቢት ዝግበረሉ የለን።

ውድብ :
9:30 a.m.-12:30 ወይ 13:30 .-1630 .
ኣብ ሰሙን ሓደ መዓልቲ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 5

ንምንታይከ የዘገድስ?

ፕሮፌሽናል ፈረንሳዊ ዓውደ መጽናዕቲ (21h) : ንነብስኻ ብኸመይ ብቐሊል መንገዲ ከም እተቕርብ ንምፍላጥን ስነ-ቓላት ሞያዊ ዓለም ንምምሃርን።

  • ናይ ስራሕ ቦታ መዓልታት (5 መዓልታት) : ሞያታት ንምርካብ፣ ክእለትካ ንምርኣይ፣ ከምኡውን ከም ጋንታ ንምስራሕ።
  • ኣፍልጦ ኩናታት (18 ሰዓታት) : ንዓለም ስራሕ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ።
  • ዓውደ መጽናዕቲ መንገዲ ክእለት (18 ሰዓት.) : ውልቃውን ሞያውን መንገድኻ ከመይ ጌርካ ከም እተዕብዮ ንምፍላጥ፡ ካብ መበቆል ሃገርካ ክሳብ ናብ ፈረንሳ እትበጽሕ።
  • 4 ውልቃዊ ቃለ መሕትት : ኣብ ህንጸት ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምድጋፍ።

ዓለምለኻዊ ዓውደ መጽናዕቲ ደገፍ (6h ሰዓታት) ከምኡ’ውን ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕቲ (6ሰዓታት) : ንምምሕዳር ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ፡ ከምኡ’ውን ዲጂታላዊ ምጥቃም ንምምሃር።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ማሕበራዊ መወከሲኻ (RSA, Pôle Emploi, ወይ ካልኦት ናይ ደገፍ መሓውራት) ቆጸራ ክትሕዝ ኣለካ

  • ማሕበራዊ መወከሲኻ ንማእከል ስልጠና ዝኸውን ናይ ኦሬንቴሽን ወረቐት ይጽሕፍ።
  • ብድሕሪኡ ንሓባራዊ ኣቀራርባ ናይቲ ስልጠና ክትዕደሙ ኢኹም።

ምስታ መወከሲ ኣሰልጣኒት ምርካብ እውን ይከኣል እዩ: ቫኔሳ ደስቦይስ።

  • ቴሌፎን፡ 06.84.92.47.60
  • ኢመይል፡ vanessa.desbois@prismerennes.fr

ጽቡቕ ምፍላጥ :

እቲ ስልጠና ን8 ሰሙን ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ ዞባ ብሪታኒRégion Bretagne ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክብ መሰል ይህበካ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchinimeryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
robyncrfrobyncrfተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
vanessa desboisvanessa desboisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ