Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ንምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ንምፍጻም

ምስ ምስ Permanences d'entraide administrative

ኣዳላዊ Association Si on s'alliait ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትኩም መሰላትኩም ንምርካብን ዝሕግዙኹም ሰባት ዘለዎም ኣብያተ ጽሕፈት ንኣብነት፤ከም እኒ

  • ምርካ ብመንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ምሕታት
  • ምሕታት መንበሪ ኣባይቲ ኣለዎም።
  • ምርካብ ናይ ጥዕና መድሕን ኣለካ ንጥዕናኻ ድማ ተኸናኸን።
  • ምርካብ ማሕበራዊ ሓገዝ ንምርካብ ምሕታት
  • ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ
  • ምዃን ተጠቐምቲ ካብ ናይ ከባቢ ኣገልግሎታት (ኣዳራሽ ከተማ፡ መዋእለ ህጻናት፡ ቤት ትምህርቲ ወዘተ) ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ንኹሉ ክፉት እዩ፣ ብዘይ ቆጸራ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ወለንተኛታትን ሰራሕተኛታትን ናይቲ ማሕበር ኣብ CAF፣ መድሕን ጥዕና፣ መመልከቲ ማሕበራዊ መንበሪ ኣባይቲ፣ ፍቓድ መንበሪ ወዘተ ይሕግዙኹም።

ብ ደስ ዝብለኩም ሃዋሁ ትድገፉ እሞ ድሕሪኡ ንኻልኦት ክትሕግዝ ትኽእሉ ኢኹም

  • ኮምፒተር ኣተቓቕማ ንምፍላጥ ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ንጥፈታት ምጽሓፍ
  • ምብጻሕን ባህላዊ ንጥፈታትን...ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻናቤት ጽሕፈት ማሕበር፡ 4 rue du Bourbonnais, 35000 Rennes.

ምፍላጡ ዘገድስ!
ሰሉስ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 ሓሙስ ድማ ካብ ሰዓት 14 ክፉት እዩ።
ናብ መወዳእታ ናይቲ ብድሕሪ ፋርማሲ ዘሎ ህንጻ፡ ኣብ ኬነዲ ስላብ፡ ኣብ ቪለጅያን sur la dalle Kennedy, à Villejean. ክትከዱ ኣለኩም።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • sosa35ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles