ምርካብ ሕክምናዊ ክንክን
ምስ ምስ (Réseau Louis Guilloux 35)
ኣዳላዊ Réseau Louis Guilloux ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansናብ ሃገረ ፈረንሳ ተሰዲዶም ንዝመጹ ሰባት (ስደተኛታት) ኣብ ጥዕናዊ መዳይ ዝወሃብ ናይ ኣተሓኻኽማ መስርሕ፣
እዚ ሉዊ ጊሎ ሳላሳን ሓሙሽተን ወይ ድማ ብኣሕጽሮተ ቃል ኣር ኤል ጂ (RLG 35) ዝጽዋዕ ካብቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ጥቕሚ ዘይረክብ፥ መኽሰብ ዘየትርፍ ወይ ዘይብሉ ማሕበር ኮይኑ፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 12ter Avenue de Pologne, 35200 Rennes, France
- 02 99 32 47 36
- https://rlg35.org
Chargement de la carte...