Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ምምሃርን ንቋንቋ ፈረንሳ ንፈተና ምድላውን

ምስ ምስ CLPS l'enjeu compétences

ኣዳላዊ CLPS L'enjeu compétences , Région Bretagne, DREETS Prépa Clésኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

ስልጠና ታትና ነዞም ዝስዕቡ ነገራት የዳልዉ፤

  • ምኽኣል ብርድዳእ ብቋንቋ ፈረንሳ፡ ብኣፍን ብጽሑፍን
  • ብፈረንሳ ዲፕሎማ ኣዳልዩ ምሕላፍ።

ብዝሒ ሰዓታት ከከም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ይፈላለ እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ ስልጠና ብነጻ እዩ፤ስራሕ ትደልዩ እንተኾይንኩም ስልጠና ብነጻ እዩ (ፕሮግራም ፕረፓ ክሌስPrépa Clés)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ስራሕ ምድላይ፡ ክእለትካ ምቕራብ ክትክእሉ
  • ናብ ናይ ሕክምና ቆጸራ ኪዱ
  • ምስ መሳርሕትኹም፡ ኣዕሩኽ ዕላል ምግባር ክትክእሉ
  • ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎታት (ቤት ትምህርቲ፡ ኣዳራሽ ከተማ ወዘተ) ሕቶታት ምሕታት

  • ምእንቲ ምንባብን ደብዳቤታትን ፋክቱራትን ምርዳእ ክትክእሉ
  • ምርዳእ መምርሒታት ኣንብኩም ክትክእሉ
  • ከምኡውን ካርታ፣ ጂፒኤስን ካላንደርን ተጠቐም
  • ብታወሳኺ ጠቓሚ ሓበሬታ ርኸቡ...

  • ምኽእላ ቅጥዕታት ምምላእ
  • መሰረታዊ ደብዳቤታት ጽሓፍ
  • ከምኡውን መዘኻኸሪታትን መልእኽትታትን ጽሓፍ
  • ምኽኣል ሓበሬታ ከተካፍሉ።
  • ፈጠራዊ ጽሑፋት ምጽሓፍ...ክትክእሉ ውዘተ

ኣብ እዋን ስልጠና እትረኽብዎም፤

  • መብርሂ ፈተናታትን ዲፕሎማን ምህላው
  • ከምኡውን ምኽርታትን ምውስዋስ ኣካላትን።

ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ዲፕሎማ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ንዜግነት ፈረንሳ ንምምልካት ዘድሊ ወግዓዊ ደረጃ B1 ዲፕሎማ ንምርካብ TCF (ፈተና ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ) ወይ DELF (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ)ደረጃ , B2 ዘለዎ ኣፋዊ ምስክር ወረቐት
  • እቲ DCL (language proficiency diploma) ኣብ ሞያዊ ኩነታት ፈረንሳ ናይ ምዝራብ ክእለት ንምርግጋጽ።
ወጻኢታት ናይቲ ፈተና ኣብቲ ስልጠና ኣይካተትን እዩ።
ንመዝገብ ፈተና ንምኽፋል ነቲ ውልቃዊ ስልጠና ሕሳብ (CPF) ምጥቃም ይከኣል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. እንተደኣ ኣቀራርባን ዕለታትን ናይ ስልጠና ኮርሳት ጠውቑ  site internet de CLPS ici.
  2. ኣድራሻታት ናይተን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ከተማ ዝርከባ ማእከላት ስልጠና (Brest, Dinan, Fougères, Guingamp, Lannion, Quimper, Redon, Rennes, Saint-Brieuc, Saint-Maloብሬስት፡ ዲናን፡ ፎውገርስ፡ ጉይንጋምፕ፡ ላኒዮን፡ ኲምፐር፡ ሬዶን፡ ረነስ፡ ሴንት-ብሪዩክ፡ ሴንት-ማሎ) ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ኣለኩም።

Lieu d'accueil

4 Rue Ferdinand de Lesseps, 29200 Brest, France

0298463811

brest@clps.net

7 Rue de la Violette, 22100 Dinan, France

0296858630

dinan@clps.net

10 Rue de Rillé, 35300 Fougères, France

0299943738

fougeres@clps.net

3 Rue Auguste Pavie, 22200 Guingamp, France

0296463809

guingamp@clps.net

39 Av. de Park Nevez, 22300 Lannion, France

0296463809

lannion@clps.net

4 Rue Etienne Perchec, 29000 Quimper, France

0298101149

quimper@clps.net

14 Rue Abbé Ange-Lemoine, 35600 Redon, France

0299711703

redon@clps.net

8-10 Rue Jean le Ho, 35000 Rennes, France

0223468585

rennes@clps.net

3 Rue Jules Vallès, 22000 Saint-Brieuc, France

0296580416

saint-brieuc@clps.net

ZAC du Mottais Ouest, Rue des Petits Bois, 35400 Saint-Malo, France

0299206220

saint-malo@clps.net

9-11 Rue Jules le Grand, Cité Salvador Allende, Lorient, Morbihan, Bretagne, France métropolitaine, 56100, France

3, Rue Jules Vallès, L'Ourme, Saint-Brieuc, Côtes-d'Armor, Bretagne, France métropolitaine, 22000, France

3 rue Pierre et Marie Curie - Parc d'innovation Bretagne Sud II, 56000 Vannes, France

02 97 47 88 64

vannes@clps.net

Parc d'Activités de la Briqueterie - 3 bis rue de la briqueterie, 35500 Vitré, France

02 99 75 39 12

vitre@clps.net

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • clpsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles